ኣብ ምደባ ደረጃ ዴሞክራሲ ዓለም 2019 ሽወደን ሳልሰይቲ ተርታ ምሓዛ ተገሊጹ። ቀዳማይቲ ኖርዌይ ካልአይቲ ድማ ኣይስላንድ ምውጽአን...
ዜና
ብመሰረት ሓበሬታ ዓለምዊ ማሕበራዊ ምንቅስቓስ (Global Social Mobility Index)፡ ሽወደን ኣብ መበል ራብዓይ ደረጃ ተሰሪዓ ከም እትርከብ...
ኣኽባር ሕጊ ሽወደን ንወዲ 45 ዓመት ሰብኣይ “ሚስጥራዊ ስነዳት” ኣብ ምስላይ ተዋፊርካ ብዝብል ክሲ ኣቕሪብሉ’ሎ። ብመሰረት ኣኽባር...
ሓላፊ ኣገልግሎት ጸጥታ ሽወደን ሴፖ (SÄPO) መንግስቲ ፖሊስ መሰል ምጥቃም ዳታ መልእኽቲ ከምኒ ዋሳፕ መሴንጀርን ስናፕቻትን ዝመሰሉ...
ብመሰረት ዕዳ ዝእክብ ኩባንያ ቾኖፎግደን (Kronofogden) ዘውጸኦ ሓበሬታዊ ስሌዳ፡ ቁጽሪ ናይቶም ኣብ መዝገብ ናይቲ ኩባንያ ተዘርዚሮም ዘለዉ...
ብመሰረት ኤጀንሲ መግቢ ሽወደን ነፍሲ ወከፍ ተመሃራይ ብማእከላይ ገምጋም 10 ኪሎ ተረፈ መግቢ ከም ዝጒሕፍ ድማ ተፈሊጡ።...
ኣብ ሽወደን እታ ኣዝያ ውሕስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ቫርምላንድ እትርከብ ከተማ ሃማርሞ እያ ተባሂላ። ብመሰረት በዓልመዚ ምምሕዳር...
ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ኣብ ሆስፒታል ሕክምናዊ ክትትል ዝግበረሎም ሰባት ምህላዎምን ነዊሕ ትጽቢት ከሕልፉ ይግደዱ ምህላዎም ሬድዮ ሽወደን...
ኣብ 2020 መንግስቲ ሽወደን ምምሕዳራት ከተማን ዝተፈለለያ ናይ ድሕነት ማሕበራትን ንምምዋል ናይ 5 ቢልዮን ክሮና ማል ምምዳቡ...
ሃገራት ሸንገን ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚረን ዜጋታት እዘን ሃገራት ንዘይኰኑ በጻሕቲ ዝምልከት ኣብ ስርዓተ ቪዛ ገለ ለውጢታት...