ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ዝሰርሑ ዘወርቲ ኣውቶቡሳትን ተቘጻጸርቲ ቲኬትን ናይ ሓድሽ ኣገባብ ምቊጽጻር መርመራ ኣብ ልዕሊኦም ክውዕል ምዃኑ...
ዜና
ሕብረት መሰል ደቀንስትዮ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝወርድ ጎነጽ ኣመልኪቱ ንመንግስቲን ሓጋጊ ኣካልን ወቒሱ። “ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝወርድ...
ሓደ ናይ ንግድ መወዓውዒ መንገዲ ኣየር ንህዝቢ ስካንዲናቭያ የንቋሽሽ እዩ ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ማዕበል ነቐፌታ ይውርዶ...
፡ትካል ኖቤል ምስ ምምሕዳር ስቶክሆም ኣብ ዝገበሮ ስምምዕ ሓድሽ ማእከል ኖቤል ዕላዊ ጌሩ’ሎ። እዚ ድማ ንሽወደን ተወሳኺ...
እንግሊዛዊት ክለብ ማንቸስተር ሲቲ፡ ኣብ ሕጊ ፍትሒ ዕድጊ ኤውሮጳ (Financial fair play) ብዝገበረቶ ከቢድ ጥሕሰት ንዝመጽእ ክልተ...
ኣብ ዝቕጽል ዓመታት መንግስቲ ሽወደን ዓቢ ቁጽሪ ናይ ዑቕባ ዝሓቱ ስደተኛታት ከምዘይትቕበልን እቲ ዝዓበየ ኣድህቦ ናይ መንግስቲ...
ኣብቲ ኣካል ፕሮግራም ዳግመ ምጥያስ ምዃኑ ዝተገለጸ ምግዓዝ፡ 10 ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ሓንቲ ስድራቤትን ከም ዝርከብዎም ተገሊጹ።...
ኣብ ዞባ Kronoberg ምምሕዳር Uppvidinge ዝነብሩ ኤርትራዉያን ንኩነታት ስእነት ስራሕን ምዕሩይነትን ኣብቲ ምምሕዳር ብምቅዋም ድምጾም ኣስሚዑም፣ ንሳቶም...
ኣንጻር ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ግብረሽበራውያን ናይ ምዃን ተኽእሎ ዘለዎም ሰባት ጽኑዕ ሕጊ ንኽቐውም ሓላፊ ኤሚግሬሽን፡ ሚካኤል ሪበንቪክ፡...
ኣብ ፈለማ ወርሒ እዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት ዕዳጋ ኣባይቲ ሽወደን ሒደት ምውሳኽ ምርኣዩ ተገሊጹ። ኣብ መወዳእታ ዝተፋነናያ...