እዚ ወዲ 30 ዓመት ዝኾነ መንእሰይ ድሕሪ ኣብ ጥልያን ዝነበሮ መገሻ ምምላሱ ኣብ ሰብነቱ ምልክታት ረስኒን ጸገም...
ዜና
ምስ ዝሓለፈ ዓመት ብምንጽጻር ናይ ሎም ዓመት ባጀት ማሕበራዊ ድሕነት ክጒድል ምዃኑ ዳህሳስ ተሌቪዥን ሽወደን ኣመልኪቱ’ሎ። ሓደ...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ካብ ደቡብ ኮርያን ኢራንን ገለ ከባቢታት ዓዲ ጣልያንን ንዝተመልሱ ተጓዓዝቲ ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና...
ብመሰረት እቲ ዝወጸ መግለጺ ተጸዋዒ ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሽወደን 28 ስደተኛታት ካብ ኣብ ምዓስከር ርዋንዳ...
ነቲ ንመላእ ዓለም ኣሰኪፉ ዘሎ ብክሮና ቫይረስ ዝስዕብ ቀታሊ ሕማም መድሃኒት ንምርካብ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ ክኢላታት(ሰብ...
ሎሚ ምሸት ቀዳማይ እግሪ ግጥማት ቻምፒየንስ ሊግ ኣብ መንጎ ዓርሞሽሽ ክለባት ቸልሲ ምስ ባየር ሙኒኽ ከምእውን ናፖሊ...
ኮንፈደሬሽን ማሕበራት ንግድ ሽወደን ንመንግስቲ መጠንቀቅታ ይህብ። እቲ ማሕበር እዚ ብሕዳጣን ዝቖመ መንግስቲ ዋላውን ምስቶም ኣብ ባይቶ...
ዝሓለፈ ዓመት ተቐማጦ ስቶኮልም 53 ሚልዮን ከኒናታት መደቀሲ ምውሳዶም ተፈሊጡ። ኣስታት 201,790 ተቐማጦ ስቶክሆልን ካውንቲ ዝሓለፈ ዓመት...
ሽወደን ፋልመይቲ ናይ ዲጂታል ባንክ ኣገልግሎት ንምሃብ ቀዳማይ ፈተነኣ ጌራ’ላ። እዚ ፈተነ ዕዉት እንተኾይኑ ኣብ ክፍሊት ምዕቋርን...
ኣብ ዓለም እተን ክትነብረን ኣዝየብ ዝመችኣ ከተማታት ብመሰረት ጸብጻብ 2020 ርእሰ ከተማ ዴንማርክ ኮፐንሃገንን ከምኡ’ውን ናይ ስዊትዘርላንድ...