ኣብ ዝሕጂ እዋን ኮሮና ቫይረስ ብፍጥነት ኣብ መላእ ክፈለ ዓለም ኣብ ዝላብዓሉ ዘሎ እዋን ቡዙሓት ቦታታት ጠንቂ...
ዜና
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፈን ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ካብቲ ንቡር ብርክት ዝበለ ባጀት ንቐጻልነት...
በዓልመዚ ጥዕናን ምክልኻል ሓደጋን ፖሊስ ትራፊክ ሓደገኛ ኮይኑ እንተ ተሰሚዕዎ ነዚ መርመራ ክገድፎ ከም ዝኽእል ምምልካቱ ድማ...
እዚ አገዳ ሽወደን ዘላቶ ንኩለን ኣባል ሃገራት ዝምልከት ኮይኑ ኢቲ አገዳ ድማ ካብ ዓርቢ ፍርቂ ለይቲ ጀሚሩ...
ሓደ ናይ ዕድሜ በዓል ጸጋ ዝኾነ ድሕሪ ብ ኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ህይወቱ ብምሕላፋ ናይ መጀመርያ ሰብ በዚ...
በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና መንግስቲ ሽወደን ልዕሊ 500 ሰባት ከይእከቡ ዝኸልክል ሕጊ ከውጽእ ጻውዒት ኣቕሪቡ። እቲ በዓልመዚ ሎሚ...
ብ መስረት ኣብ ከባቢ ሱሉሰን ከተማ ስሉሰን ዳግማይ ዝተዓራረ ዘሎ ዓቢ ድልድል ወይ ቢንቶ ኣብ ከም መሰጋገሪ...
ብሰንኪ ወናኒ ክለብ ኦሎምፕያኮስ ዝኾነ ግሪካዊው ኤቫንጀሎስ ማሪናኪስ ብቫይረስ ኮረና ምትሓዙ ንሎሚ ምሸት ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ጸወታ...
ሰብመዚ ጥዕና ኣውራጃ ብለኪንግ ባብ ዘውጽእዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣዝማድ ሕሙማት ናብ ሆስፒታላት ከይቅልቀሉ ዝእግድ ሕጊ ከውጽኡ ምዃኖም...
መንግስቲ ሽወደን ዛጊት ቊጽሩ ዘይተፈልጠ ሕማም ኮሮና ንምቅላስ ከም ዘዋፈረ ተገሊጹ። ” ኣብ ምቅላስ እዚ ሕማም ዝኾነ...