ሽወደናዊት ክለብ ኣይኮ ሓንቲ ካብተን ኤርትራውያን መቦቖል ዘለወም ተጻወቲ ከም ሄኖግ ጎይቶምን ኣለክሳንደር ኢሳቕን ዘዕበየትን ዝኾሰኮሰት ክለብ...
ዜና
ምዕባለታት ሓማም ክሮና ኣብ ሽወደን፡ ፍርቂ ናይቶም ኣብ ፍሉይ ሕክምናዊ ምክትታል ዝርከቡ ሰባት ዕድሚኦም ትሕቲ 65 ምዃኑ...
ኣብ ሽወደን ምስ ምውሳኽ ሕሙማት ኮሮና ህዝቢ ንምግታእ እዚ ሕማም እዂል ተራኡ ክጻወት ጻውዒት ቀሪቡ’ሎ። ነዚ ቅልውላው...
ሓሙስ 19 መጋቢት ኣብ ዘሎ ናይ ዓለማዊ ናይ ሸርፊ ለውጢ፡ ሽወደናዊ ክሮነር ብመንጽር ዶላር ክረአ እንከሎ ምንቁልቋል...
ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ህዝባዊ መጓዓዝያ ስቶኮልም SL ከምዘጉድል ሎሚ ሓቢሩ። እዚ ምጒዳል ካብ ሰኑይ መዓልቲ ጀሚሩ ክስራሓሉ...
ብመስረት ጸብጻብ ሚንስትሪ ጥዕና ሽወደን ሕሙማት ኮሮና ናይ ምስትንፋስ ሽግር ከም ዘጓንፎምን ሆስፒታላት ሽወደን እዂል ናይ መስተንፈሲ...
ፋርማሲታት ሽወደን ነቲ ንቃንዛን ረስኒ ሰውነትን ንምቕናስ ዝውሰድ “ፓራሲታሞል” ዝዓይነቱ መድሃኒት ንሓደ ሰብ ውሱን ቁጽሪ ባኮታት ንኽሸጣ...
ስቶክሆልም ኮሚን ፍሉይ ክንክን ኮረና ቫይረስ ብ 90% ንምውሳኽ ይሰርሕ ምህላዉን ቀስ ብቐስ ነቲ ቊጽሪ ብ 100%...
ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን ሕሙማት ኮሮናን ቫይረስ ንምእንጋድ ተወሳኺ ናይ ቴንዳ ሆስፒታል ከፊቶም። እዚ ሆስፒታል ሜዳ ቴንዳ፥ ግዜያዊ...
መንግስቲ ስወደን ዓሰርተታት ኣሽሓት ናይ ገጽ ማስኬራታት፣ ቤጃ እድን ካላ ምሳለጥያ ሕክምና ዝጸዓነት መርከብ ናብ ሽወደን ኣቕኒዓ...