ሕብረተ ሰብ ሽወደን በዓል ፋሲካ ንምጽንባል ናብ ዝተፈላለያ ምምሕዳራት ካብ ምጋሽ ክቑጠቡ መንግስቲ ተማሕጺኑ። ብተወሳኺ፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ...
ዜና
ኣብ ዕዳጋታት መድሃኒት ቅልውላው ንኸየጋጥም ብምባል መንግስቲ ሽወደን ነቲ ካብ ፋርማሲ ዝሃልኽ መድሃኒታት ቀይዲ ክገብረሉ ሎሚ ንግሆ...
ቊጠባ ሽወደን ብ 4% ክሽምረርን መጠን ሽቕለት ኣልቦነት 9% ክድይብ ይኽእል እዩ ተባሂሉ። ሚኒስተር ፋይናንስ ማግዳሊን ኣንደርሰን...
ዝያዳ መርመራ ቡዙሕ ወጻእታትን ዝያዳ ስራሕ ከም ዘድሊ እካ እንተኮነ። ክኢላ ለበዳ ሕማም ኣንደርስ ቴግኔል ሓቢሩ’ሎ። ኣብ...
ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ተወሳኺ መርመራታት ክሮና ቫይረስ ንኸካይድ ብመንግስቲ ሓላፍነት ከወሃቦ ምዃኑ መራሒ ዓቃባዊ ሰልፊ፡ ኦልፍ...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና መንግስቲ ሃገራዊ ስትራቴጂ መርመራ ኮሮና ከዳሉ ከም ዝግባእ ትማሊ ብሰሉስ ሓቢሩ’ሎ።፡ እዚ ዝኸውን ዘሎ...
ብ ሰኑይ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኣብ ኣኼባ መንግስቲ ዘመሓላለፎ ውሳነ፡ ናብ ኩሎም ኣብ ሃገርና ዝርከቡ መናበይ ዓበይቲ...
ኣብ ስቶክሆሎም ዝርከብ ሆስፒታል Sodersjukhuset ዝሰርሑ ሰለስተ ሓካይምን ክልተ ተሓጋገዝቲ ሓኪምን ኣብ ትሕቲ ኣሃዱ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል’ቲ...
ሓደስቲ ንክለሰ ሓሳባዊ መርመራ ምዝዋር መኪና ዓይነታት A፡ B፡ BE፡ AM ን ተሳሓብቲ መካይንን ዝቐርቡ ሰባት ካብ...
ኣብ ኣገልግሎት ማእሰርቲ ናይ መጀመርታ መልከፍቲ ቫይረስ ኮሮና ተራእዩ ክብል ኣገልግሎት ዜና TT ሓቢሩ። እዚ ቫይረስ ኣብ...