“እዚ ብዝሕ ዝበለ ሚእታዊት ይመስለኒ። ሓድሽ ጸንጻብ ምስ ምዃኑ እንታይ ዓይነት ውጽኢት ክንጽበ ከም ዘሎና ምውሳን ግና...
ዜና
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ባዓል ቫልቦርይ ከምዘይካየድ መንግስቲ ወሲኑ። 2. ምስፍሕፋሕ ኮቪድ...
ምንሽርታት በረድ ንምጽዋት ካብ ኦስትርያን ጣልያንን ዝመጹ ቱሪስት ኣብ ኣርላንዳ ዘዛውሩ ዝንበሩ ሰብ ታክሲ ብሕማም ኮሮና ምልካፎም...
መራሕቲ ሃገራት ኤዉሮፓ ብሰንኪ ኮቪድ 19 ስዒቡ ኣብ ኤዉሮፓ ተፈጢሩ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልዉላዉ ንምሕዋይ ዘኽእል ሓባራዊ ማዕከን...
ሽወደን ኣብ ኣብያተ መግቢ ዝካየድ ምክትታል ክትውስኽ ኣብ ትሸባሸበሉ ዘላ እዋን ዓማዊል ተፈናቲቶም ክእንገዱ ምግባር ዓብዪ ግድል...
ኣብ ሽወደን ብኮሮናቫይረስ ልዕሊ 2200 ሰባት ግዳይ ሞት ኣብዝኾንሉ፣ ስሚትኺድ ስቶክሆልም ዚብሃል ትካል ነቲ ለበዳ ኣመልኪቱ ኣብ...
ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ቤት ትምህርታት ነቶም ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና ንደቆም ናብ ቤት ትምህርቲ ዘይሰዱ ወለዲ ዕላማ ዝገበረ...
ኣብ መላእ ሽወደን ንዝግበር ጥሕሰት ትራፊክ ዝዳረግ መቕጻዕቲ ብመንገዲ ኣብ ሞባይል ናይቶም ሰራሕተኛታት ዝተጻዕነ ፕሮግራም ክፍጸም ምዃኑ...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና በብግዜኡ የዳልዎ ኣብ ዝነበረ ጸብጻብ ብ ለበዳ ኮሮና ዘጋጠም ሞት ኣትሒቱ ክግምት ምጽንሑ ሬድዮ...
ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ሽወደንን ኒውዚላንድን ኣንጻራዊ ፖሊሲ ይኽተላ ምህላወን ተገሊጹ። ሽወደን ኣብ ቤት...