ብሰንበት ኣብ ሰሜን ሽወደን ኣብ ዚርከብ ናይ ኪሩና ዕደና ሓጺን ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙዎ። እዚ ከኣ ኣብ...
ዜና
ኣብ ምምሕዳር ክሮነብሪ ዝነብር ዝነበረ ብዕድመ ንኡስ ዝኾነ ሰብ ብቫይረስ ድሕሪ ምልካፉ ምስ ኣሃዱ ጥዕና ናይቲ ከባቢ...
ኣቐዲሙ መርመራ ዝግበር ዝነበረ ምልክታት እቲ ሕማም ተራእይዎም ናብ ሆስፒታል ንዝመጹ ሰባት ኮይኑ ምጽንሑ ዝፍለጥ እዩ። መንግስቲ...
ትማሊ ንግሆ ኣብ ሽስታ ጋለሪ፡ ስቶክሆልም፡ ዝርከብ ሓደ እንዳ ወርቂ ብክልተ ገጾም ዝተሸፈኑ ሰባት ከምዝተሰርቀን ብድሕሪ እቲ...
ምስ ተወከልቲ ውሕስነትን ጥዕናን እቲ ኲባንያን ድሕሪ ዝተገብረ ዘተ ባቡር ከተማ ዮተበሪ ጽባሕ ረቡዕ 15 ስርሑ ክውዝፍ...
ማሕበር ንግድ ሽወደን ኣብ ዱካናትን ዕዳጋን ምፍንታት ብጽኑዕ ንኽትግበርን እዚ ይካየድ ምህላዉ መርመራ ክግበርን ጻውዒት ኣቕሪቡ። ልክዕ...
ብመሰረት ራድዮ P4 ማልመሁስ፡ ልዕሊ 500 ኣብ ማልመ ዚርከቡ ተምሃሮ ኤስ.ኤፍ.ኢ (ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን ንወጻእተኛታት) ድሕር እቲ...
ብምኽንያት ኮሮና 44 ሽሕ ናይ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ፕሮግራማት ምስራዙን ብጠቕላላ 157 ሽሕ ሕሙማት ኣብ ናይ መጸበዪ ግዜ...
ቤተ ሰብ መዋቲ ንስነ ስርዓት ቀብሪ ግዜ ከይወሰዱ ክፍጽምዎ ከምዝግባእ ሚኒስተር ባህልን ስፖርትን ሽወደን፡ ኣማንዳ ሊንድ፡ ኣዘኻኺራ።...
ሰብ ሞያ ንተጻወትቲ ቀጠልያ መብራህቲ ክሳብ ዝህብዎም ናይ 2020 ወቕታዊ ጸወታታት ንገለ ሳምንታት ክውዘፍ ከም ዝኽእል ተገሊጹ።...