ሓቀኛ ዛንታ ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ካልኣይን መወዳእታን ክፋም “ከምዚ ከዕልለካ ዝጸናሕኩ እዩ። ክሳብ ሳልሳይ ዓመት ኣብ ጽቡቕ ኩነታት’የ...
ዜና
ምስ ሜትሮፖሊታን ኦፔራ ኒው ዮርክ ንነዊሕ ዓመታት ዝሰርሐ ኣዝዩ ህቡብ ኮንዳክተር ኦፔራ ዓለምና ጄምስ ሌቫይን ኣብ መበል...
መንእሰያት ኢማራት ብፍቕሪ ሙዚቃ 70ታት ብፍላይ Rasputin ዘርእስታ ደርፊ Bonny M ተታሒዞም ኣለዉ ክብል ጋልፍ ኒውስ ሓቢሩ።...
ጓል 28 ዓመት ነፍሰ ጾር ብዘስካሕክሕ ጭካኔ ዝቐተለ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ወንጀለኛ 20 ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ። እዚ መቕተልቲ...
ብመሰረት ጸብጻባት መራኸቢ ብዙሃን ኣመሪካ ኪም ካርዳሽያን ንበዓል ቤታ ደራፋይ ራፕ ካይኔ ዌስት ንምፍታሕ ክሲ ኣቕሪባ ኣላ።...
ሓቐኛ ዛንታ ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ካልኣይን መወዳእታን ክፋል “ጓል ዓሰርተ ትሽዓተ ዓመት ምስ ኰንኩ፡ ኣብ 1986 እዩ ዝኸውን...
ማእከላይ ባንክ ሽወደን፡ ንዝነበሮ መጠን ወለድ፡ ብ0% ከምዝወሰኾ ተፈሊጡ። እዚ ኣውጺእዎ ዘሎ ሕጊ፡ ክሳብ 2024 ክጸንሕ ምዃኑ...
ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ዓለም ዝወረደ ማህሰይቲ ነንበይኑ እኳ እንተኾነ ፡ ንዕኡ ንምፍዋስ ተጀሚሩ ዘሎ መስርሕ...
ሎሚ ምሸት ንዝነብራ ተረፍ ጸወታ ንምስላሳል ኣብ ሜዳ ኣንፊልድ ንበርንለይ ዓዲማ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ 1 ብ 0...
ሎሚ ምሸት ከም መቐጸልታ ጸወታ ሰሪ ኣ ጥልያን ኣብ ዘምሰይሉ ኤሲ ሚላን ብሸቶታት ዛላታን ኢቭራሂሞቪች ቅድሚ ዕረፍትን፡ድሕሪ...