ኣባላት ኮሚተ ምክልኻል ባይቶ ንኣታሕዛ መንግስታዊ ጸጥታ IT ነቒፎም። ንሳቶም ነዚ ዝነቐፉ ሬድዮ ሽወደን ኣድራሻታት ኢመይል ኣካላት...
ዜና
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ቊጽሪ ናይቶም ጾታዊ ርክብ ዝገዝኡ ወይ ክገዝኡ እናፈተኑ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተዉ ሰባት ቊጽሮም...
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ሓደገኛ ቅልውላው መግቢ ክኽሰት ከም ዝኽእል ኦክስፋም ኣጠንቂቑ። ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ሓደ...
ብሰንኪ ኲናት ካብ ሃገሮም ተሰዲዶም ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ዩክሬናውያን ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድሎም ርሒብ እዩ ዝብል ተስፋ...
መንግስቲ ሽወደን ካብ ጆክሞ ውጽእ ኢልካ ኣብ ዘሎ ካላክ ዝተባህለ ቦታ ዕደና ኣይረን ንኽካየድ ፍቓድ እኳ እንተሃበ...
ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ሳምንታት ፊንላንድ ምስ ሩስያ ዘለዋ ንግድ ብ 60% ምንካዩ በዓልመዚ ጒምሩኽ ፊንላንድ (Tulli) ገሊጹ። ...
ካብቲ ኣብ መወዳእታ 1930ታትን መጀመርታ 1940ታት ብናዚ ጀርመን እተፈጸመ ጃምላዊ ህልቂት ኣይሁድ (Holocaust) ካብ ብሱል ጥረ ዝወጸ...
ብምኽንያት ሕማቕ ኲነታት ኣየር 40 ጀላቡ ሩስያ ኣብ ክሊ ማያት ኖርወይ ካብ ክቨናንገን ክሳብ ፖርሳንገርፍዮርድ ከም እተዓቚባ...
ኣብ ዘሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ዝነጥፉ ውድባት ገበን ን ዩክሬናውያን ዕላማ ይገብሩ ምህላዎም ድሕሪ ዝመጸ ሓበሬታ ሓይሊ ፖሊስ...
ብምኽንያት ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ከጋጥም ዝኽእል ሓደጋ ኑክሌር ከስዕቦ ዝኽእል ዕንወት ኣመልኪቱ ኣብ ህዝቢ ሽወደን...