ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን ብዘይ መሰነይታ ካብ ዩክሬይን ንዝሃደሙ ቆልዑ ንምቕባል ድሉዋት ይኾና ኣለዋ ተባሂሉ። ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን...
ዜና
ምስ ምቕራብ ናይቲ ኣብ ወርሓ መስከረም ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ጒዳይ ጸዓት ንፋስ ኣዘራራቢ እናኾነ ምምጽኡ ኣብዚ ጒዳይ...
ዩክሬይን ወራር ሩስያ ንምክልካል ኣብ እትገብሮ ዘላ መኸተ ንምሕጋዝ ሽወደን ተወሰኽቲ ጸረ ታንክ ሚሳያት ክትልእኽ ምዃና ሚኒስተር...
ትማሊ ሓሙስ ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር ዘለንክሲ ን ባይቶ ሽወደን መደረ ኣስሚዑ። ንሱ ኣብ ዘስምዖ መደረ ሽወደን ንዝገበረቶ...
ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ስቶቭነር ኣብ ክልተ ሰባት ፈተነ ቕትለት ዝፈጸሙ ብጠቕላላ ሓሙሽተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም...
ኣብ ሽወደን ብኤለትሪክ ዝሰርሓ መካይን ናይ መጸበዪ ግዜ ሃደ ዓመት ኮይኑ፡ ብምኽንያት ልዕሉ ዋጋ ነዳዲ ጠለብ እዘን...
ኣብያተ መዘክር ሽወደን ባህላዊ ቅርስታት ዩክሬይን ንምዕቃብ ይፍትኑ ምህላዎም ተገሊጹ። ንኣብነት ኣብ ስቶክሆልም ዝርከብ ሃገራዊ ቤተመዘክር ን...
ብቕትለት ክልተ መማህራን ማልም ተጠርጢሩ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተወ ወዲ 18 ዓመት ተማሃራይ ነቲ ቅትለት ከም ዝፈጸሞ...
ሎሚ ሓሙስ ፕረዚደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ን ባይቶ ሽወደን (ሪክስዳግ) መደረ ከስምዕ እዩ። እዚ ኣብ ሰዓት 11...
ጸሓፊ ኔቶ ሃንስ ስቶለንበርግ ወተሃደራዊ ልምምዳት “ኮልድ ሪስፖንስ” ንምዕዛብ ብዓርቢ ናብ ባርዱፎስ ከም እተጓዕዘ ተፈሊጡ። ስቶለንበርግ ምስቶም...