ቁጠባ ሽወደን ኣብ ምንቁልቋል ከምዘሎ ሎሚ ብወግዒ ተረጋጊጹ ኣሎ፡፡ ን ክልተ ተኸታተልቲ ርብዒ ዓመት ኣሉታዊ ዕብየት ኣመዝጊቡ’ሎ።...
ዜና
ማእኸል ሰልፊ 3.8% ድምጺ ህዝቢ ከም ዘለዎ፣ እዚ ድማ ካብቲ ሓደ ሰልፊ ናብ ባይቶ ሽወደን ንምእታው ዘድልዮ...
ሽወደን ክረምታዊ ኦሎምፒክ 2030 ኣይከተአንግድን እያ ተባሂሉ። ኣህጉራዊ ሽማግለ ኦሎምፒክ ትማሊ ነዚ ውሳነኡ ኣሕሊፉ’ሎ። ኣብ ክንድኡ ፈረንሳ...
ኣብ 1986 ኣብ ቸርኖቢል ዘጋጠመ ኒዩክለራዊ ሓደጋ፡ ኣብ ገለ ክፋል ማእከላይን ሰሜናውን ሽወደን ራድዮኣክቲቭ ዝናብ ክሃርም ጌሩ...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ማሪ ራንታነን ትማሊ ሰሉስ ኣብ YLE A-studio ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ መንግስቲ ንመላእ ምብራቓዊ ዶብ...
ቤት ፍርዲ ኣውራጃ ንቴስላ ንመካይኑ ዝኸውን ታርጋ ብቐጥታ ካብቲ ኣፍራዪ ንኽወስድ ፍቓድ ሂብዎ። ቴስላ ንኤጀንሲ መጓዓዝያ ሽወደንን...
ጽባሕ ሓሙስን ዓርብን ልዕሊ 140 መራሕቲ ሃገራትን መንግስትን ንቅልውላው ክሊማ ንምፍታሕ ንኣስታት ክልተ ሰሙን ዝጸንሕን ጒባኤ COP28...
ሓያሎ ፍንጀራ ዘካየዱ ወይ ነዚ ኣብ ምድላው ዝተሓባበሩ መንእሰያት ኣብቲ እዋን ከቢድ ዕዳ ዝነበሮም ኮይኖም፡ ክቱር ሕጽረት...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ቶብያስ ቢልስትሮም፡ ኣንካራ ንሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ሽወደን ኣብ ውሽጢ ሰሙናት ከተጽድቕ...
ኣብ ሰሜን ስቶክሆልም ኣብ እትርከብ ኪስታ ዝነበረት “ኮርዶባ ኢንተርናሽናል ስኩል” ዝስማን ብናጻ እስላማዊት ሃይማኖታዊ ምህሮ እትህብ ትካል...