ሽወደናውያን ተማሃሮ ኣብ ሒሳብን ምርዳእ ንባብን ዘለዎም ክእለት ብርቱዕ ቁልቁል ከም ዝወሰደ ዳሕረዋይ መጽናዕቲ ፒሳ ይሕብር። ካልኦት...
ዜና
ሳልዋን ሞሚካ ቅዳሓት ቁርኣን ዘቃጸለሉ ተቓውሞታት ንሓይሊ ፖሊስ ስቶክሆልም ብውሑዱ 3.7 ሚልዮን ክሮነር ከምዘኽፈሎ ሬድዮ ኒውስ ሽወደን...
ሽወደንን ኣሜሪካን ታሪኻዊ ስምምዕ ምትሕብባር ምክልኻል ተፈራሪመን። ብመሰረት እቲ ስምምዕ፡ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ መላእ ሃገር ናብ ዝርከባ...
ኣስታት ሓደ ካብ መረጽቲ ናይተን ሰለስተ መንግስታዊ ሰልፍታት (ሞደራላውያን፡ ሊበራላውያንን ክርስትያን ዲሞክራስያውያንን) ሰልፊ ዲሞክራሲ ሽወደን ኣካል ናይቲ...
ዝሓለፈ ክረምቲ፡ መንግስቲ ነቶም ኣዝዮም ዝተሃስዩ ደገፍ ጸዓት ንምሃብ ኢዱ ብምእታዉ፡ ብዙሓት ስድራቤታት ሽወደን ኣዝዩ ልዑል ዝተባህሀሉ...
ኣብዚ ሎሚ እዋን ኣብ ሽወደን ካብ 15-24 ን ዝዕድሚኦም ሰባት ቀንዲ ጠንቂ ሞት ነብሰ ቅትለት ምዃኑ ተገሊጹ።...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ማሪ ራንታነን (ፒኤስ) ኣብ ሩስያ 10 ሚልዮን ሕጋዊ ሰነዳት ዘይብሎም ስደተኛታት ከምዘለዉ ዝሃበቶ ሓበሬታ...
ሽወደን ኣብ ጽርግያታታ ዝፍቀድ ዝለዓለ ንውሓት መካይን መጓዓዝያ ካብቲ ሕጂ ዘሎ 25.25 ሜትሮ ናብ 34.5 ሜትሮ ክውስኽ...
ኣብ ሽወደን ቁጽሪ ሓደስቲ መልከፍቲ ኤችኣይቪ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ነክዩ። ሓደ ምኽንያት ድማ እቲ ብዝፍለጥ መከላኸሊ መድሃኒት...
መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ (SAS) ኣብ ራብዓይ ርብዒ ዓመት ዳርጋ ክልተ ቢልዮን ክሮነር (191 ሚልዮን ዶላር) ክሳራ ኣመዝጊቡ።...