ዜና
ዝሓለፈ ዓርቢ ነፋሪት ኲናት ሩስያ፡ ንደቡባዊ ክሊ ኣየር ሽወደን ብለኪን ጥሒሳ ምእታዋ፡ ሰራዊት ምክልኻል ሽወደን ብቐዳም ኣብ መርበብ...
ኣሽሓት ዓማዊል ስዌድባንክ፡ ብስንኪ ተክኒካዊ ሽግራት እቲ ባንክ፡ ሕሳቦም ባዶ ኮይኑ ከም ዝጸንሖም መራኸቢ ብዙሃን ሽወደን ጸንጺበን። ሓሙስ...
ኤምባሲ ሩስያ ዝርከበሉ ፓርክ፡ ስሙ ናብ ጎደና ዘለንስኪ ክቕየር ብ ቆንስል ሰብመዚ ለበዋ ድሕሪ ምቕራቡ፡ ኣብ ክፍሊ...
ሽወደን ኣባል ኔቶ ንምዃን እትገብሮ ዘላ ዘተ፡ ኣብ ዘየድሊ ምህዋኽ ምህላዋ ዘመልክት እዩ ክብል ኣምባሳደር UN ነበር ከምኡ’ውን...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ፡ ሽወደን ኣብ ጒዳይ ኣባልነት ኔቶ ገና ዝሃበቶ ውሳነ ከም ዘየለ ገሊጻ።...
ሽቕለት ኣልቦነት ኖርወይ ኣብ ወርሓ ለካቲት ናብ 3.1% ምውራዱ፡ ካብ ስታቲስቲክስ ኖርወይ እተረኽቡ ሓደስቲ ኣሃዛት ኣመልኪቶም። ኣብ ኖርወይ፡...
ጸጋማይ ተቓዋሚ ሰልፊ፡ ሽወደን ናብ ኔቶ ንምጽባር ወይስ ንዘይምጽንባር ብረፈረንደም ክትውስን ጠሊቡ። መራሒ እቲ ሰልፊ ኑሺ ዳጎስታር፡ ትማል...
ካብ ዝቕጽል ሰሙን ኣትሒዛ፡ ሬድዮ ሽወደን ብቋንቋ ዩክሬይን ኣገልግሎት ምሃብ ክትጅምር እያ ተባሂሉ። ሬድዮ ሽወደን፡ ጒዳይ ኲናት ይክሬይን...