ዝመጽእ ዓርቢ፡ ሰልፊታት ሽወደን ነቲ ኣብ መስከረም ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ኣመልኪተን፡ ብዕሊ ዝርዝር ሕጹያተን ዘምዝገባሉ ግዜ ዝውድኣሉ መዓልቲ...
ዜና
Källa BBC TIGRINJA ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ኣላባማ ላውደርዳል ካውንቲ ካብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ዓርቢ ንጉሆ ዝተሰወሩ ሓደ እሱርን...
ካብ ሎሚ ረቡዕ ኣትሒዛ፡ ሽወደን ኣብ ኪቭ (ርእሰ ከታማ ዩክሬይን) ዝጸንሓ ኤምባሲ ዳግማይ ክትከፍት እያ፡ ክብል ቤት...
ማሕበር ፖሊስ ሽወደን፡ ን መሪሕነት ኣኽበርቲ ጸጥታ ክኽስስ ከም ዝኾነ ይግለጽ ኣሎ። ኣብ ኣዜማ ፋስጋ ኣብ ዝተኸስተ...
ጽባሕ ሓሙስ፡ ሽወደንን ፖላንድን፡ ኣህጒራዊ ኮንፈረንስ ሓገዝ ን ዩክሬይን ኣብ ዋርሶው ከእንግዳ እየን ተባሂሉ። ዕላማ ናይዚ ኮንፈረንስ፡ ሃገራት...
ኣብ ወርሓ ሚያዝያ፡ ኣብ ኖርወይ፡ ብምኽንያት ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ምስኣኖም፡ ምምሕዳር ህዝባዊ ጎደናታት ኖርወይ ኣፍሊጡ። እዚ፡...
ኣብዚ ወቕቲ ሳመር፡ ኣብ ብርክት ዝበላ ዞባታት ሽወደን፡ ሕጽረት ኣገልግሎት ክንክን ጥዕና፡ ብፍላይ ድማ ነርስታት ክህሉ ከም ዝኽእል፡...
ዝሓለፈ ዓርቢ ነፋሪት ሩስያ ን ክሊ ኣየር ሽወደን ድሕሪ ምግሃሳ፡ መንግስቲ ሽወደን ንሩስያዊ ዲፕሎማት ናብ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ...
ናብ ናይ ዶክትርና ምዕርግ ትምህርቲ ክኸዱ ዝደልዩ ተማህሮ፡ ቊጽሮም እናወሓደ ኣብ ልዕሊ ምምጽኡ፡ 54% ኣብ ሽወደን ዘጽንዑ ተመሃሮ...
ንሽወደን ዝመርሕ ዘሎ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ፡ ሽወደን “ኣባል ኔቶ ትዂንዶ ኣይትዂን” ንዝብል ውሳነ ከቀላጥፎ ከም ዝኽእል ተገሊጹ። እዚ...