ዜና
ተዓዋቲት ሽልማት ኖቤል ማላላ ዩሳፍዚ ምስ ዋና ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ሄንሪክ ትዩን ሓዊስካ ፍሉይ ፖለቲካዊ ርክብ ንምግባር...
ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ኖርወይ ዝኽሰት ምስ መስተ ዝተሓሓዝ ምፕት ንክውስኽ ምኽንያት ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ 2020 ከምኡ’ውን 2021፡...
ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ሳምንታት፡ ምምሕዳራት ከተማታት ሽወደን ን ዩክሬናውያን ስደተኛታት ኣባይቲ ናይ ምቕራብ ሓላፍነት ክወሃቦም፡ ከምኡ’ውን ነፍሲ ወከፍ...
ብዙሓት ኖርዌጃውያን ብምኽንያት ክብሪ ዋጋታት ብስጭት ይስምዖም ምህላዉ፡ ብኦንላይን ዝግበር ጎነጽ ድማ የስፋሕፍሕ ምህላዉ ኣገልግሎት ጸጥታ ፖሊስ (PST)...
ቅድሚ ፍርዲ እሱራት ዝጸንሑሎም መደበራት መአረምታ ደቡብ ሽወደን፡ ጻዕቂ ሰባት ስለዘለዎም እሱራት ምስ ስድራቤቶም ክራኸቡ ይሽግሩ ምህላዎም ሬድዮ...
ፓይሎታት መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ (SAS)፡ ካብ ሰነ 29 ኣትሒዞም ኣድማ ከካይዱ ከም ዝኽእሉ ተገሊጹ። በዚ ኣድማ 250 መገሻታት፡...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንደ፡ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ ነቲ ቱርኪ ሽወደን ኣባል ነቶ ከይትኸውን...
ልዑል ጠለብ፡ ን ውሽጣዊ ምህርቲ ዓመተ 2022 ብ 4% ክውስኾ እዩ፡ እንተኾነ ግና ቊጠባዊ ኲነታት ኖርወይ ኣጠራጣሪ...