እቶም ኣብ ጎደናታት፡ ተረፍ ሽጋራን ካልእ ዓይነት ጓሓፍን ዝድርብዩ ሰባት፡ ገንዘባዊ መቕጻዕቲ ክብየነሎም ዝብል ብመንግስቲ ንዝቐረበ እማመ፡...
ውህደት
ኣብ ምምሕዳር ስኮነ፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና እናኣንቆልቀለ ይመጽእ ከምዘሎን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተራእየ መልከፍቲ ኮቪድ ምስቲ ኣብ...
ኣብ እዋን ለበዳ ክስራሓሎም ዝጸንሑ ናይ ካሕሳ ሕጋጋት፡ ካብ ዕለት 1 ጥቅምቲ ከብቅዑ ምዃኖም ቤት ጽሕፈት ፎርሸክሪንስካሳን...
ድሕሪ ብረክዚት፡ ኣመሪካ ምስ ብሪጣንያ ነጻ ናይ ንግድ ውዕል ክትገብር፡ ዕድል የብላን ክብል ጆ ባይደን ምስ ቦሪስ...
ካሜሩናዊ ኣህጒራዊ ተጻዋታይ ኲዕሶ እግሪ፡ ሳሚኤል ኤቶ፡ ናይ ሃገሩ ፕረዚደንት ፈደሬሽን ኲዕሶ እግሪ ንክኸውን ከም እተሓጽየ ተገሊጹ።...
5.9 ረክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት፡ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኣውስትራልያ ከም እተኸስተን በዚ ድማ ኣብ ህንጻታት መልበርን ጒድኣት...
ኣመሪካ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረትን ብሪጣንያን ንዝመጹ ገያሾ ብዝምልከት ሕግታት ኢሚግሬሽን ከም ዘፍኰሰት ተገሊጹ። እዞም ገያሾ ክቱባት ክኾኑ...
ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ ዓሰርተ ዓመታት፡ መጠን ናይቶም ብሰንኪ ቶኽስን ኻራን ዝሰዓበ መጉዳእቲ ንክሕከሙ ዝመጹ ሰባት፡ ቁጽሮም ብ...
ወጻኢታት ናይተን ካብ መዋእለ ህጻናት ክሳብ ላዕለዋይ ደረጃ ዘለዋ ቤት ትምህርታት፡ ኣብ ዓመተ 2020 ጥራይ፡ ክሳብ 308.5...