ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ጅር ኦሚክሮን: ናይጀርያ: ኣብ ዝርዝር ቀይሕ መስመር ጒዕዞ ብሪጣንያ ምእታዋ ቢቢሲ ሓቢራ። ብመሰረት እዚ...
ውህደት
ኣብ ዩክሬን እናበኣሰ ዝመጽእ ዘሎ ውጥሪ ምኽንያት ብምግባር: ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደንን መዘናኡ ሩስያዊ ፑቲንን ጽባሕ ሰሉስ...
መራሒ ዕጡቕ ጒጅለ ኮሎምቢያ Farc: ኣብ ቨነዝዌላ ኣብ ዝተኻየደ ድብያዊ መጥቃዕቲ ከም ዝተቐትለ ተገሊጹ። ምሉእ ስሙ: ሄራን...
ጳጳስ ፍራንሲስ: ነቲ ኣውሮጳውያን: ንስደተኛታት ብሕማቕ ክኣልዩ ዝገብርን እናሳዕረረ ዝመጽእ ዘሎን ጸቢብ ውልቃዊ ረብሓን ሃገራውነትን ኮኒኑ። ንሱ...
ኣብ ዉሽጢ እዘን ዝመጻ ሒደት ኣዋርሕ፡ ሓድሽ ጅር ኦሚክሮን፡ ንልዕሊ ፍርቂ ብዝሒ ናይቲ ኣብ ውሽጢ ሃገራት ኤውሮፓዊ...
ናይ ኮቪድ ፓስፖርት ክረክብ፡ ድልየት ናይቲ ሰብ’ኳ እንተነበረ፡ ንክኽተብ ግን ቅሩብ ከምዘይኮነ ይገልጽ። ስለዚ፡ ዝነበሮ ናይ ፍታሕ...
ናይ ዝቕጽል ዓመታዊ ባጀት ናይ ማእከላይ መንግስቲ ንምድላው፡ ክሳብ ሓደ ዓመት ዝወስድ ጉዳይ እዩ። እቲ መስርሕ፡ ሚኒስተር...
ነፍሲ ወከፍ ሚኒስትሪ፡ ነቶም ብመንገዲ ባይቶን መንግስትን ውሳኔ ንዝተበጽሐሎም ዋኒናት ንምትግባር ኣብ ልዕሊ ዝተወሰኑ መንግስታዊ ትካላትን በዓል...
በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ 20 ሽሕ ዝኸውን መልሲ ዘይተዋህበሎም ናይ ዓማዊል ኤሌክትሮኒካዊ ደብዳቤታት (e mail) ኣብ ኢዱ...
ኣብ ሃገረ ጀርመን፡ ኣንጻር ኮቪድ-19 ምኽታብ፡ ግዴታ እናኾነ ይኸይድ ኣሎ፡፡ እቶም ክታበት ምቕባል ዝኣብዩ ሰባት፡ ኣብ ብዙሕ...