ብርክት ዝበሉ ወሃብቲ ስራሕ፡ ንደለይቲ ስራሕ፡ ናይ ርሕቀት ስራሕ ዝሰርሑሉ ዕድላት እንዳ ፈጠሩ ከም ዝመጹ ተሓቢሩ ክብል...
ውህደት
ን 16 ዓመታት ገጸ ባህርይ ጄምስ ቦንድ ተላቢሱ ክዋሳእ ስጸንሐ፡ ዳንኤል ክሬግ፡ ዝሓለፈ ዓመት ስርሑ ድሕሪ ምውዳኡ...
ኣውስትራልያ፡ ነቲ ኣብ ሞንጎ እቲ ካልኣይ እብረ ክትባት ናይ ኮቪድን ሳልሳይ እብረ ክትባት ዝዋሃበሉ ናይ ግዜ ፍልልይ...
ኣብ ድሮ ልደት፡ ኣብ ፍሊፒን፡ ራይ ተባሂሉ ብዝፍለጥ ሓያል ህቦብላ (Typhoon Rai) ንዘጋጠመ ሓደጋ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡...
ፈረንሳን 15 ኣውሮጳውያን መሻርኽታን ካናዳን ነቲ ኣብ ማሊ ክዋፈር ዝዳሎ ዘሎ ዕሱብ ሓይሊ ሩስያ ኮኒነን። ንሳተን እዚ...
ጠበቓታት ናይቲ መስራቲ ዊኪሊክስ ዝኾነ፡ ጁልያን ኣሳንጀ፡ ብዛዕባ’ቲ ብመንግስቲ ብሪጣንያ ዝተዋህበ፡ ንኣሳንጀ፡ ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ናይ...
ፈረንሳ፡ ዕድሚኦም ንዓቕሚ-ኣዳም ዝበጽሑ ሰባት ብዝምልከት፡ ካልኣይ ክትባት ድሕሪ ምውሳድ፡ 3 ኣዋርሕ ስዒቡ እቲ 3ይ እብረ ክትባት...
ምሉእ ብምሉእ እተዓቀበን ክጫጫሕ ሒደት ግዜ ጥራይ ተሪፍዎ ዝነበረ እንቋቚሖ ዳይናሶር፡ ከም እተረኽበ ተመራመርቲ ኣፍሊጦም። እዚ እንቋቕሖ፡...
ስሪ ላንካ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ካብ ኢራን ንዝዓደገቶ ነዳዲ ቅድሚ ሕጂ ብዘይተለምደ ሓድሽ ዓይነት ብዝኾነ ኣገባብ ክትከፍሎ...
ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ፡ ሙን ዠ ኢን፡ ንፕረዚደንት ነበር፡ ፓርክ ግወን-ህየ፡ መንግስታዊ ምሕረት ከም ዝገበረላ ተፈሊጡ። ግወን-ህየ ኣብ...