ሽወደን ሓንቲ ደሞክራስያዊት ሃገር እያ። እዚ ማለት ድማ፤ ህዝቢ ነቶም ኣገደስቲ ውሳኔታት ክውስኑ ዚኽእሉ፤ ሰልፊታት ወይ ግለ-ሰባት...
ውህደት
ሓደ 30 ዓመት ዝዕድመኡ ሰብኣይ ንሓንቲ ኣብ ጥቓ ቦልነስ ሀልሲንግላንድ እትነብር ሰበይቲ ብምዕማጽ ከም እተታሕዘ ማዕከናት ፖሊስ...
20 ዓመት ዝዕድመኡ ዓማጽን ቀታልን ጋዜጠኛ ቲቪ ቡልጋርያ ቪክቶርያ ማሪኖቫ፡ ካብ ጀርመን ናብ ቡልጋርያ ተጠሪዙ። እታ 30...
ስቨርየ ደሞክራተርና SD ብመገዲ ሰክረተሪ ፓርቲ ሪቻርድ ዮምስሆፍ ገይሩ ንስደተኛታት ብዚምልከት ረፈረንድም ኪግበር ሓሳብ የቕርብ። እቲ ሰክረታሪ...
ካብ መጋቢት 15 ክሳዕ ጥቅምቲ 31-2019 ኤውሮጳዊ ኮሚሽን ን 12000 ካብ 18 ዓመት ዕድመ ንላዕሊ ዘለዉ ተመሃሮ...
ኣብ ኦስተርሱንድ እትርከቡ ተቐማጦ፡ ንማይ ቡምባ ቅድሚ ምስታይኩም ይኹን ወይ ኣብ ምግቢ ቅድሚ ምዝውታርኩም ኣፍልሑዎ። ነዚ መምርሕዚ...
ኣብ ሽወደን ሓድ ካብ ሚእቲ እዮም ብድኽነት ዚነብሩ – እዚ ድማ ኣብ ኤውሮጳ ዝተሓተ እዩ። ኣብ 2017...
ናይ ማሕበር ሰራሕተኛታት ኣቦመንበር ካርል ፐተር ቶርቫልድሶን፡ እቲ ስተፋን ሎፍቨን ምስ ሰንተርን ሊበራልን ኮይኑ ዚምስርቶ መንግስቲ ነቲ...
መራሒ ሞደራተርና፡ ኡልፍ ክሪስተርሶን ብሞደራት ዚምራሕ ወይ ድማ ብልፍንቲ ሞደራትን ክሪስትያን ደሞክራስን KD ዚምራሕ መንግስቲ ከቕውም ድሉው...
ስድራቤት ዝኣኻኽብ መሰል ብ2016 ተደሪቱ። ብዙሓት ቤተሰቦም ከይርኣዩ ሰለስተ ዓመታት ተጸቢዮም። ሕጂ ናይቲ ሕጊ ሳዕቤን ይረአ ኣሎ።...