ሓደራኹም ፔርሙስኩም ሰቢርኩም ከይትውድእዎ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ግዜ ብዘምጸኦ መሳርሒ ተጠቒምካ ዝሽየጥ ፍርሒ ማእለያ የብሉን። ብዓቢኡ ፕረዚደንት እዛ...
ውህደት
ኣቕራቢ መንበሪ ፍቃድ ካርድ ዝኾነ ትካል ቅድሚ ሕጂ ዝነበሮም ተክኒካዊ ጸገም ከም እተቐርፈ ገሊጹ። ዳግማይ ምስራሕ ምሉእ...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ እቲ ሓበሬታ ሓቂ ምዃኑ ኣረጋጊጽዎ’ሎ። “ሓደ ኣርብዓ ዓመት ዝዕድሚኡ ሽወደናዊ ኣብ ሃንጋሪ ከም እተቐየደ...
ማልታ 49 ስደተኛታት ዝሓዛ ክልተ መራኽብ ንሰሙናት ዝኣክል ኣብ ባሕራ ከንሳፍፋ ከተፍቅድ ምዃና እዞም ስደተኛታት ከኣ ናብ...
ብመሰረት ምደባ ዎርልድ ዴሞክራሲ ኢንደክስ ብዓለም ደረጃ ሽወደን ሳልሳይቲ ዝዓበየት ዴሞክራስያዊት ሃገር ተባሂላ። ቀዳመይቲ ኖርዌይ ካልአይቲ ድማ...
ፖሊስ ሽወደን ሎሚ ንግሆ ኣብ ቲርሶ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ ኢንተርናሽናል ኢንግሊሽ ስኩል ዝተባህል ቤትትምህርቲ ክልተ ተመሃሮ ንኻሎኦት...
ኣብ ጋዜጣ ኤክስፕረስ ንክትዕ ኣብ ዘቕረብዎ ዓንቀጽ እቶም ሸሞንተ ኣባላት” ንሽወደን ዝሕሻ ኡልፍ ክሪስተርሰን ቀዳማይ ሚኒስተር እንተኾይኑ...
ኣብ ማእከላይ መዋእል ከም እተሃነጸ ዝእመነሉ ሓወልቲ ድንግል ማርያም ካብ ሰፈሩ ካብ ዝስረቕ ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመት ናብ...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ብሪጣንያ ሳጂድ ዣቬድ ኣብ ቀረባ እዋን ዝሃቦ ርእይቶ ካብ ስደተኛታት ብዙሕ ነቐፌታ ይመጾ ምህላዉ፥...
መጠንቀቕታ ደረጃ ሓደ….. ብጫ መጠንቀቕታ ሕማቕ ኲነታት ኣየር። ዝምዕብል ዘሎ ኲነታት ኣየር ኣብ ህዝቢን ገለ ማሕበራዊ ንጥፈታይን...