ኣብ ትነብሮ ቦታ ንስኻ ምስ ጎረባብብትኻ ብሓባር ኢኹም ምሕዝነትን ምስናይን እትፈጥሩ። ኣብ ብዙሓት ስድራቤታት ዝቅመጥዎ ገዛ (flerfamiljshus)...
ውህደት
ንግዲ ደቂ ሰባት፡ ምስግጋር ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ እዩ። እዚ ሓደ ወይ ብዙሓት ሰባት ገንዘብ ንኸእትዉ ክምዝምዙኺ ከሎዉ...
ኣብ ውሽጢ ሓደ ስድራቤት ግዳይ ሕማም ረሲዕ ዝኾነ ሰብ እንተሃልዩ፡ ጥዑይ መነባብሮ እንተድኣ ተኸቲሉ ዳርጋ ኩሉ ሰብ...
ኣብ ሽወደን ኣቑሑትን ኣገልግሎትን ክትገዝእ ከሎካ ዝከለኸሉልካ ሕግታት ኣሎዉ። እቶም ሕግታት ንኣብነት ንዕድግካ ክትጠርዕ ኣብ ሓደ ሓደ...
ብ ማእከላይ ገምጋም ዓቀን ደምና 140 ወይ ድማ ካበኡ ንላዕሊ ምስ ዝከውን ልዑል ጸቕጢ ደም ክንብሎ ንክእል።...
ኣብ ክፍሊ ህጹጽ ሕክምና ዝርከቡ ሕሙማት ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክረኽቡ ሓደ መዓልቲ ምሉእ ይጽበዩ ኣለዉ ተባሂሉ። ኣብ ሽወደን...
ክኸይድ ኣብ ዝፍትነሉ ግዜ ድማ ቅልውላው መንነት ሒዙዎ ኣብ ነውጺ ክኣቱ ንቡር’ዩ። ኣብ መወዳእታኡ ከኣ ኣብ ሕማቕ...
ኣብ ምብራቕ ሱዳን መዓስከር ስደተኛታት ሸገረኣብ ተዓቝቦም ዘለው ኣስታት 5 ሽሕ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ብስግኣት ጸጥታ፡ ሕጽረት መግብን...
ንመገዲ ኣየር ሪያንኤይር ዝተዳለወት ነፋሪት ቦይንግ 737 ማክስ ኣብ ናይ ቅድሚት ክፋላ [ኣፍንጫ] ዝተጽሓፈ ስያመ ሞዴል ተቐይሩ...
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ልዕሊ 400 መንግስታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ዝመሃሩ ከባቢ 600 ሽሕ ተመሃሮ፡ ‘ዲቪዛ’...