እግሪ-ተከል ቆልዑ ልክዕ ከምቶም ዝዓኩ ዘልዉ ህጻናት ወይ ናይ እግሪ-ተከል ቆልዑ ጸባ ክሰትዩ ይኽእሉ’ዮም። ካብ 1 ክሳብ...
ውህደት
ወልፊ ኢንተርነት ኣብዚ ግዜዚ ብጣዕሚ ኣብ መንእሰያት ጎሊሑ ይርኤሎ።ወልፊ ኢንተርነት ቡዙሕ ክፋላት ኣለዎ ንምጥቃሶም ድማ ወልፊ ገይም(gaming)...
ብኸመይ ኣብ ሃገር ሽወደን ከም ትሰርሕ ዝመርሑ፤ ብዙሓት ሕጊታትን ውዕላትን ኣለዉ። እዞም ኣብ መንጎ ወሃብ-ስራሕን ሰራሕተኛን ዘገልግሉ...
ኣብዚ ሰሙን፡ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እትርከብ ወረዳ ኢሮብ ዝወጽኡ 15 መናእሰይ ጣቢያ እንዳልጌዳ፡ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም...
ሰሓቕ፣ እቲ ቀንዲ መፍትሕ ሕጉስ ህይወት እዩ። ሓያል ኣካላውን ስነኣእምሮኣውን ረብሓ ድማ እዩ ዘለዎ። ስለዝኾነ ድማ ኢና...
ኣብ ሓደ ዓዲ ሓደ ሓረስታይ ኣብ ግራቱ ብጽቡቕ በቚሉ ንዝነበረ እኽሊ ንምሕላው ናይ ሓሶት ባንቡላ ዕንጸይቲ ገይሩ...
ተመራመርቲ ድሕሪ እቲ ዝገበርዎ ክልተ ፈተነ፡ ሕማም ኢቦላን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ክሓውን ክንከላኸሎን ዘኽእል ዕድል ከም ዘሎ...
ብዓለም ደረጃ፡ ካብ ደቂኣንስትዮ ንላዕሊ፡ ዝውለዱ ደቂተባዕትዮ ይበዝሑ። ን100 ደቂኣንስትዮ 107 ደቂ-ተባዕትዮ ይውለዱ። ምኽንያት ናይዚ ክገልጹ እንከለዉ...
ኣብ ባህልን ልምድን ሕብረተ-ሰባት፡ መርገምን ምርቓን ዓቢ ቦታ ኣለዎ። ንሓይሊ መርገምን ምርቓን ዝምስክሩን ንኻልኦት መምሃሪ ክዀኑ ተባሂሎም...