ሽወደን ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚራ ብመሰረት ስምምዕ መሰል ህጻናት ው/ሕ/ሃ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓን ስእሊ ውሉዳት ምልጣፍ...
ውህደት
ሽወደን ሓድሽ ዓመት ንምጽንባል ሙዚቃዊ ርችት ንምፍናውን ትዳሎ ኣላ ተባሂሉ። ናይ ሎም ዓመት ጽንብል ካብ ናይ ዓሚ...
ቱሰ ቺሳ ኣብ ናይ መወዳእታ ውድድር ዝበዝሐ ድምጺ ብምርካብ ተዓዋቲ ኣይዶል ሽወደን ኮይኑ። እዚ ን ኣስታት 8...
ናይ ጊዜ ገደብ ኣብ ምቕይያራት ኣሰራርሓ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ተናዊሑ። ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስትን መሻርክቱ ሰልፍታትን ዝኮና...
እዚ ብቐደሙ እዉን ተሪር መስርሕን ቅድመ ኩነትን ዝሓትት ምዉጻእ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ሽወደን፣ዝያዳ ከምዘትርር ዝንገረሉ ዘሎ ሓድሽ...
ብዙሓት ሰባት ምስ ቅሳበ ዝመሳሰል ሓሳባት ከም ንኣብነት፡ እቶን ኣጥፊአዮ`ዶ፡ ማዕጾ ተዓጽዩ`ዶ እንዳበልካ ምቊጽጻር፡ ክህልወኦም ይኽእል። እዚ...
ኣብ ምሕጋዝ ኤርትራውያ ስደተኛታት ኣብ መዓስከራት ሱዳን ኣተኲሩ ዝሰርሕ ዘሎ ኣብ ነርወይ ዝመደበሩ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ነርሰስ ፎር...
ኣስታት 357 620 ደለይቲ ስራሕ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ሕዳር 2019 ምዝጉባት ከምዘለዉ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ዕዮ...
ኣብ ክሊ ዕድመ ሓሙሳታት ዝርከብ ሰብኣይ ስደተኛታት ብቓልን ኣካልን ብምክልባቱ ሎሚ ኣብ መጋባኣያ ኡሚዮ ምቕራቡ ጋዜጣ ዌስተርባተን-ኲሪሪን...