ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሔት መደብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣባላት ምድላዉ ፈነወና ንፈነወ ዝበቅዕ ዘዳለዉዎ ሓበሬታ ኮይኑ፣...
ውህደት
ኣማኻሪ ተላባዕቲ ሕማማት ኣንዲች ቲግኔል ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ካብ ዓሰርተ ሰባት እቶም 9 ምልክታት ቫይረስ ኮሮና ኣየርእዩን...
ኣብ ናይ ሊንሾፒንግ ዩኒቨርሲቲ 50 ካብቶም ሰራሕተኛታት ብኮቪድ-19 እተለኽፉ ኮይኖም ተረኺቦም። ገሊኣቶም ምንም ምልክት ሕማም የብሎምን። እቲ...
ቅድሚ ሕጂ ናብ ዝሓሸ ክፍሊት ዝረኽቡሉ ቦታ ዝኸዱ ሓካይም ተመሊሶም ንኽሰርሑ ዝሓሸ ክፍሊት ክዳሎ ሰልፊ ክርስትያናዊ ሰልፊ...
በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ዝርግሔ ኮሮኖ ቫይረስ ንምፍላጥ ምንቅስቓስ ምእካብ ዳታ ሞባይል ናይ ምዝርጋሕ ስርሑ ሕጂ ምጅማሩ ኣብ...
መንግስቲ ሽወደን ዕላምኡ ንመኸተ ለበዳ ኮቪድ 19 ዝዉዕል ተወሳኺ ስልጣንን መዝነትን ብሕጊ ክዋሃቦ ዘኽእሎ ስምምዕ ተበጺሑ፣ ብመሰረት...
ዞባ ስቶክሆልም ካብ ዝመጽእ ሓሙስ ጀሚራ ኣብ ኣባይቲ መዋእለ ሽማግለታት ንዝዓዩ ሰራሕተኛታት ብፍላይ መርመራ ከም እተካይደሎም ኣፍሊጣ።...
ቁጽሪ ናይቶም ሕሙማት ንሓካይም ኣገሪሙ ቁጽሪ ናይቶም ሓደገኛ ምልክታት ሕማም ኮቪድ-19 ዘርእዩ ዘለዉ መንእሰያት ካብ ትጽቢት ሓካይም...
ኣብ ምምሕዳር ስቶክሆሎም ዝርከባ ከባቢታት ሪንክቢ (ሺሽታ) ን ስፖንጋ (ቴንስታ) እተን ዝለዓለ መጠን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዘመዝገባ...
ልዕሊ 70 ዝዕድሚኦም ሰባት ወይ ኣብ ልዑል ሓደጋ ዝርከቡ ሰባት ናብ ፋርማሲታት ምኻድ ከየድለዮም መድሃኒት ኣብ ዝኾነ...