ለበዳ ቫይረስ ምግታእን ነቶም ንሓደጋ ዝተቓልዑ ክፋል ሕብረተሰብ ምድሓንን እቲ ቀንዲ ዕላማ ናይቲ ሽወደን ኣንጻር ለበዳ ኮሮና...
ውህደት
ካርልሰን፡ ስትራተጂ ሽወደን ዕዉት እዩ፡ ናይ 90ታት ፖለቲከኛታት ብሞት ኣረጋውያትን ተሓተቲ እዮም ብምባል ቅሬትኡ የስምዕ። ለበዳ ቫይረስ...
ሽወደንን ፊንላንድን ተመሳሳሊ ቊጠባዊ ብድሆታት ከም ዘለወን ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ።እዚ እናኾነ ክኢላ ስነቚጠባ ፊንላንድ ን ጋዜጣ ሳኖማት...
ብሰንበት ኣብ ሰሜን ሽወደን ኣብ ዚርከብ ናይ ኪሩና ዕደና ሓጺን ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙዎ። እዚ ከኣ ኣብ...
ኣብ ምምሕዳር ክሮነብሪ ዝነብር ዝነበረ ብዕድመ ንኡስ ዝኾነ ሰብ ብቫይረስ ድሕሪ ምልካፉ ምስ ኣሃዱ ጥዕና ናይቲ ከባቢ...
ኣቐዲሙ መርመራ ዝግበር ዝነበረ ምልክታት እቲ ሕማም ተራእይዎም ናብ ሆስፒታል ንዝመጹ ሰባት ኮይኑ ምጽንሑ ዝፍለጥ እዩ። መንግስቲ...
ትማሊ ንግሆ ኣብ ሽስታ ጋለሪ፡ ስቶክሆልም፡ ዝርከብ ሓደ እንዳ ወርቂ ብክልተ ገጾም ዝተሸፈኑ ሰባት ከምዝተሰርቀን ብድሕሪ እቲ...
ምስ ተወከልቲ ውሕስነትን ጥዕናን እቲ ኲባንያን ድሕሪ ዝተገብረ ዘተ ባቡር ከተማ ዮተበሪ ጽባሕ ረቡዕ 15 ስርሑ ክውዝፍ...
ማሕበር ንግድ ሽወደን ኣብ ዱካናትን ዕዳጋን ምፍንታት ብጽኑዕ ንኽትግበርን እዚ ይካየድ ምህላዉ መርመራ ክግበርን ጻውዒት ኣቕሪቡ። ልክዕ...
ብመሰረት ራድዮ P4 ማልመሁስ፡ ልዕሊ 500 ኣብ ማልመ ዚርከቡ ተምሃሮ ኤስ.ኤፍ.ኢ (ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን ንወጻእተኛታት) ድሕር እቲ...