ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ጀርመን ኣብ ልዕሊ ሽወደን ኣጽኒዓቶ ዝጸንሐት ናይ ምውሻብ ግዴታ ኣልዒላቶ...
ውህደት
ጠለባት ዓበይቲ መካይን ኣብ ሽወደን ካብ ትጽቢት ንላዕሊ ስለዝጸንሐ፡ መጠን ፍርያት ዓበይቲ መካይን ንምውሳኽ ኩባንያ ስካንያ መደብ...
ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና፡ ዋጋታት ኣስቤዛ ብፍላይ ድማ ዋጋታት ፍረታት ወሲኹ ከምዝነበረ ይዝከር። ጸብጻባት ከም ዝሕብርዎ ግን...
ካብ ሎሚ ዕለት 15/07/2020 ጀሚሩ ናብ ጀርመን፡ ፖላንድን ኣንዶራን ዝጸንሐ ናይ መገሻ እገዳ ከምተላዕለ ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ...
ኩባንያ ፖስትኖርድ፡ ኣብ ከባቢ ስኮና መዲብዎ ዝነበረ ናይ መልእኽታት ምርካብ ቆጸራ ኣብ ዝቕጽል ክረምቲ ክቕይሮ ምዃኑ ከምዝሓበረ...
ሰሉስ ንግሆ፡ ኣብ ፎርየስታደን፡ ኦላንድ፡ 15 መካይን ምሉእ ብምሉእ ከምተቓጸላ ፖሊስ’ቲ ከባቢ ሓቢሩ። እቲ ፍጻሜ ኮነ ኢልካ...
ቅልውላው ኮሮና እናሃለወ፡ ነቶም መምርሒ ፍቕድ መኪና ዝውንኑ ሰባት ዝኸውን ብኣሽሓት ዝቑጸር ክፉት ቦታ ስራሕ ከምዘሎ ተሌቪዥን...
ኣልኮምፒስ ክፍሊ ትግርኛ ካብ ቀዳም ዕለት 18/07/2020 ጀሚሩ መደብ ትምህርቲ SFI ብ መምህር ሃገር ተክላይ ዝዳሎ ኩሉ...
ሳዕሪ ኣብ ክንዲ ንሳዕሪ በላዕ እንስሳታት ኣብ መጻኢ ንደቂሰብ ከም መግቢ ዘገልግለሉ ኣገባብ ንምምሃዝ ቶሪቦዳ ሓደ ውጥን...
ኣብዚ ዓመት’ዚ፡ ኣብ ምዕራብ ሽወደን ጥራይ ኣስታት 400 መምርሒ ፍቓድ መኪና ከምተሳሕበ ተፈሊጡ። ኣብ ዓመተ 2019 ኣስታት...