ውህደት
ሓባሪ መጠን መፍረ ኢንዱስትሪ፡ ፓርቼዚንግ ማናጀርስ ኢንዴክስ (Inköpschefsindex)፡ ኣብ ወርሓ ሓምለ ካብታ ቅድሜኣ ዝነበረት ወርሒ ካብ 47.6...
ብመሰረት ሓበሬታ ማሕበር ቢል ሽወደን (branschorganisationen Bil Sweden)፡ ኣብ ወርሒ ሓምለ፡ 22,718 ሓደስቲ መካይን ምምዝጋበን ሓቢሩ። እዚ...
በዓልመዚ ማሕበራዊ ድሕነት (Försäkringskassan) ንሽዱሽተ ናይ ስኒ ሕክምናታት ዝህቦ ዝነበረ ፋይናንሳዊ ሓገዝ ብምኽንያት ምስ ዓሎቕ እተተሓሓዘ ጉዳያት...
ኣብ መብዛሕታኡ ክፋላት ሽወደን፡ ድሕሪ ናይ ሳምንታት ዝናብን ዝሑል ኩነታት ኣየርን፡ ካብ ምጅማር ናይዚ ሰሙን ኣትሒዙ ሙቐት...
ሰንበት ምሸት ኣብ ናይ ቶኽሲ መጥቃዕቲ ከም እተዋፈረት ትጥርጠር ጻዕዳ ዝሕብራ መመላለሲት መኪና ብፖሊስ ትድለ ምህላዋ ናይ...
ካብ ወርሒ መጋቢት ጀሚሩ፡ ልዕሊ 270 ሽሕ ሰባት ኣብ ኣርቤትስፎርሜድሊገን ተመዝጊቦም ኣለዉ። ብሰንኪ እኹል ዝኾነ ምንጪ ዘይምህላዉ...
ትማሊ ሰንበት ምሸት፡ ኣብ ምምሕዳር ትለቦሪ (Trelleborg)፡ ኦልስታድ (Alstad)፡ ዝርከብ ኑቕጣ ጥሒሱ ንዝኸደ መራሕ መኪና፡ ፖሊስ፡ ናይ...
ዘይመንግስታውያን ትካላት ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና ብፍላይ ኣረጋውያን ንምሕጋዝ ዝገበራኦ ሓገዛት ኣመና ከም ዝመሰጦ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡...