ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብ ወርሒ ግንቦት ንስቲቭ ሊኒክ ምብራሩ ይዝከር።ንስቲቭ ሊኒክ ተኪኡ ክሰርሕ ዝጸንሐ፡ ስቴፈን ኣካርድ፡...
ውህደት
ሓደ ብውጸኣትን ተምላስን ዝተሰነፈ ሕሙም ብኣምቡላንስ ናብታ ኣብ ሰሜን ስቶክሆሎም እትርከብ ዳንደሪድ ሆስፒታል ምስ በጽሐ ብኣባላት ናይታ...
ትማሊ ረቡዕ፡ እቲ ብምስርሳር ሒሳባት ትዊተር ናይ ፍሉጣት ዝኾኑ ሰባት ዝተኸሰ ኣብ ታምፓ፡ ፍሎሪዳ፡ ዝቕመጥ ወዲ 17...
ዋጋ ሓደ ኦንስ (31.1 ግራም) ወርቂ ንፈለማ ግዜ ልዕሊ 2000 ዶላር ክኸውን ከምዝኸኣለ ዓለማዊ ዋጋታት ዕዳጋ ወርቂ...
ኣብ ከባቢ ሶለንቱና፡ ሰሜን ስቶክሆልም፡ ሓንቲ ዝተቓጸለት መኪና ብፖሊስ ከምተረኽበት ተፈሊጡ። እዛ መኪና፡ ኣብ ቅትለት ጓል 12...
ኣብ ምብራቕ ስቶክሆልም፡ ናካ፡ ዝነበረት እንዳ ፒሳ ተቓጺላ። ሰለስተ ኣሃዱታት መጥፋእቲ ሓዊ ኣብቲ ቦታ ተረኺበን ናይ መድሕን...
ኣብ ሽወደን፡ ኣማዞን ኤስ አ (Amazon.se) ዝተባህለ ሓድሽ ኤሌክትሮኒካዊ ናይ ሸመታ (handla) መርበብ ከምዝኸፈተ ዓርመሾሽ ኩባንያ ኣማዞን...
ስእሊ ናይታ ኣብ እዋን ቅትለት ጓል 12 ዓመት ቆልዓ ዝተጠቀሙላ ተባሂሉ ዝንገረላ ኮምቢ ዝዓይነታ ጻዕዳ መኪና ብፖሊስ...