እዛ ዓመት ብዘይ ዝኾነ ዋንጫ ምውድኣ ተኸቲሉ፣ፕሬዝዳንት ባርሶሎና ክለብ ጆሴፕ ማርያ ባርቶሚያ ድሕሪ ቀብሪ ባርሶሎና ንደገፍቲን ክለቡን...
ውህደት
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ናይ 2020፡ ኣስታት 173 ገበናት ስርቂ ኣብ ልዕሊ ፍሉይ ሓገዝ ዘድልዮም ሰባት ከምተፈጸሙ...
ኣብ መድረኽ ፍርቂ ፍጻሜ 10 ሸቶታት ኣብዚ ምዕቡል ግዜ እሞ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ብ መሲ ትምራሕ ባርሶሎና...
ኣብ ምምሕዳር ስኮና፡ መጠን ለበዳ ኮሮና፡ ካብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝነበረ መዓልታዊ ገምጋም መልከፍቲ (25 ሰባት ንመዓልቲ) ኣብዚ...
ኣብ ካርልስኮሮና ዝርከብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዝሰርሑ 6 ኣባላትን 7 ተናበይትን ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፉ ምምሕዳር ካርልስኮሮና ሓቢሩ...
ካብ ወርሒ ሚያዝያ ክሳብ ወርሒ ሓምለ ዝነበረ ግዜ፡ ፌስቡክ፡ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ብዛዕባ ኮቪድ-19 ግጉይ ሓበሬታ ዝሓዘሉ ጽሑፋት...
መቐጸልታ ኣብ ከተማ ሊዝበን ፖርትጋል ዝካየድ ዘሎ ግጥም ቻምፒዮን ሊግ ናብ ፍርቂ ፍጻሜ መን ሓልፈ ኣብ መንጎ...
ተማህሮ ድሕሪ ሰሙን ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክምለሱ እዮም ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን ለበዳ ኮሮና ኣብ መንጎ መንእሰያት...
ሎሚ ምሸት ኣብ ከተማ ሊዝበን ፖትርጋል ኣብዝተኻየድ ግጥም ፍርቂ ፍጻሜ ቻምፒዮን ሊግ ሓጺር ዕድመ ዘለዋ ክለብ አርቢላይፕዚክ...