ውህደት
ንመሰል ሃገር ኣልቦ ሰባት (statslös) ዝጣበቕ ውድብ ከም ዝጠቐሶ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ብፍላይ ድማ ቈልዑ እቲ ብሕጊ...
ቁጽሪ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ብተኸታታሊ ንኻልኣይ ሰሙን ምጉዳሉ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ዕዮ ሽወደን ሓቢሮም። ቁጽሪ...
ኣብ ሰሜን ሽወደን እትርከብ ኤልቪስቢን (Älvsbyn) ዝተባህለት ከተማ ተደኲኑ ዝነበረ ፋብሪካ ፑላርብረድ (Polarbröd) ብሓደጋ ባርዕ ከምዝዓነወ ምንጭታት...
ቤት ጽሕፈት ሳንዱቕ ማሕበራዊ ውሕስነት (Försäkringskassan)፡ ካብ ሎሚ ሰኑይ ዕለት 24/08/2020 ጀሚሩ፡ ጥርዓናት ካሕሳ፡ ናይቶም ብቐሊሉ ንሓደጋ...
ሓድሽ ሓላፊ ናይቲ ንጉዳያት ኣድልዎ ዝከታተል፡ በዓል መዚ ተሓላቒ ፍትሒ፡ ብመንግስቲ ሽወደን ከም ተመዘዘ ተሕቢሩ። እቲ ነዚ...
ሎሚ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ፡ ጥንቃቐ ዝመልኦ ጸወታ፡ ክለብ ባየር ሙኒክ ኣብ ልዕሊ መቐናቕንታ ክለብ ፒ ኤስ ጂ...
መጠን ሽኮር፡ ኣብ ሽወደን ዝፈሪ ልስሉስ መስተ፡ ካብቶም ኣብ ከም በዓል ዓዲ እንግሊዝን ስፓኛን ዝኣመሰላ ሃገራት ዘፍርየኦ...
ኣብ ዝቕጽል ዓመት፡ ሽወደን፡ ካብ 10.8 ክሳብ18 ሚልዮን ዝብዝሑ መድሃኒት ክታበት ኮሮና ክትቅበል ተኽእሎታት ከምዘሎ ኣዋሃሃዲ ሃገራዊ...