ሽወደን Vs ፖርቱጋል ዕለት፡ 8 መስከረም 2020 ሰዓት፡ 8:45 ምሸት ሜዳ፡ ፍሬንድስ ኣሬና ጽባሕ ሰሉስ ኣብ መንጎ...
ውህደት
በዓል መዚ ኣሃዱ ጥዕና ስቶክሆልም፡ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ኣዋጅ እዋን ህጹጽ ሓደጋ (Stabsläge) ከምዘልዓሎን ስራሓት ድማ ናብ ንቡር...
መጠን ዝርገሐ መልከፍቲ ኮሮና ኣብ ኖርወይ ይውስኽ ምህላዉ ኣብ ኖርወር ዝሕተም ጋዜጣ NRK ሓቢራ። ዝሓለፈ ሰሙን፡ ንፈለማ...
ሽወደን፡ ንብዙሓት ሃገራት ብመልክዕ ገንዘብ ሓገዝ ከም እትህብ ዝፍለጥ እዩ። ምስተን ሓገዝ ሽወደን ዝወስዳ ሃገራት ፍሉይ ስምምዕ...
ካብ ኣትክልቲ ናብ መሬት ዝወደቑ ፍረታት፡ ኣኪብካ ኣብ እንዳ ጓሓፍ ምእታው ተመራጺ ኣይኮነን። ናይ ጓሓፍ መኪና፡ ንተወሳኺ...
ጨንፈር ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ንሓደ ናይ ሓንጎል መልመስቲ ዘለዎ ዒራቓዊ መንእሰይ ንዓዱ ንኽመልሶ ብምምዳቡ ካብ ዝተፈላለዩ ፖለቲከኛታት፡ ብፍላይ...
ሓምሻይ ክፋልብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ቅድም ንብሕቱ ከይዱ ተመርሚሩ መጺኡ፡ እዚ’ኳ ጌጋ እንተኾነ ደላዪት ብምዃነይ ኣይጸላእኩዎን ሽዑ ንዓይ ረኺቡ...
ጥንሲ ዝሓዛ ደቂ ኣንስትዮ ብኮሮና ምስ ዝልከፋ፡ ቅድሚ ግዜአን ናይ ምውላድ ሓደጋአን ከም ዝውስኽ ብርክት ዝበሉ ተመራመርቲ...
ፖሊስ፡ ንገዛ ናይ ሓደ ፍሉጥ ፖለቲከኛ ነበር ብዝገበርዎ ፈተሻ፡ ዕጸ-ፋርስን ኣሽሓት ክሮና ዝግመት ጥረ ገንዘብን ከም ዝረኸቡ...
ስነ ኣእምሮኣዊ ዕቤት ቈልዑ ሽወደን ምሰቶም ናይ መዛኑ ሃገራት ዝኾኑ ቆልዑ ክነጻጸር እንከሎ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ምህላዉ...