ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ 2020፡ ኣስታት 475 000 ምዝጉባት ደለይቲ ስራሕ ከምዝነበሩን እዚ ድማ ምስ ዝሓለፈ ዓመት...
ውህደት
ተማሃሮ፡ ፎኲስ ጸረርታ ኣፍንጫ ምስ ዘርእዩ፡ ቤት ትምህርታት፡ ብቐጥታ ናብ ኣባይቶም ከም ዝምለሱ ስለ ዝገብረኦም ብወገን ወለዲ፡...
ካብ ዝቕጽል ዓመት ጀሚሩ፡ ግላዊ ደገፍ ዝህቡ ሰራሕተኛታት፡ ስሩዕ ክፍሊት ኣበሎም ብ3.5% ክውስኽ ምዃኑ ተሓቢሩ። እዚ ወሰኽ፡...
ካብ ሎሚ ዕለት 14/09/2020 ጀሚሩ፡ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝግበር መገሻ፡ ፍቑድ ምዃኑ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ከምዝሓበረ...
ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ገለ ካብ ዓበይቲ ሊጋት ከም ፕሪመር ሊግ ኢንግሊዝ፣ ላሊ ጋ ስጳኛ ከምእውን ሊግ ሓደ...
ሎሚ ንግሆ፡ ሰዓት 7:44፡ ካብ ኦረብሮ ውጽእ ኢልካ ዝርከብ፡ ላና ኣብ ዝበሃል ኣከባቢ፡ ሓደጋ ናይ ትምህርቲ ኣውቶቡስ...
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሽወደን ዝርከባ ኣሃዱታት ሓለዋ ጥዕና፡ ብጸቕጢ ናይቶም መርመራ ኮሮና ክገብሩ ዝደልዩ ብዝሒ ሰባት፡ ይሳቐያ...
ሻድሻይን መወዳእታን ክፋልብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ምስ ዳዊት ከ ተፈላሊኹም ዶ?” ናብ ዳዊት ኣስገርኩዋ።“ልዕለይ ዳዊት’ዩ ተጨኒቑ። እዚ ሕማም ብኸመይ...
ሕማም ኮቪድ-19 ናብ ሓደገኛ መድራኹ ከይበጽሐ ብኣግኡ ዝሕብሩ ምልክታት፡ ኣብ ደም ሕሙም ክረአዩ ከምዝኽእሉ ሓድሽ ሽወደናዊ መጽናዕቲ...