ካልኣይ ዝዓበየ ሰልፊ ሽወደን ንምዃን፡ ኣብ መንጎ ሰልፍታት፡ ሞደራታ ሳምሊንስፓርቲየትን ስቬርያ ዲሞክራትናን፡ ዓቢ ምውድዳር ይረአ ምህላዉ SVT...
ውህደት
ኣብ ከተማ ዮቶቦሪ እትነብር፡ ሲሪ ኮክ፡ ዝተባህለት ኣብ 20ታት እትርከብ መንእሰይ ተማሃሪት 3 ዓመት ዩኒቨርስቲ እያ። 100...
መደባት ክታበት ቆልዑ ኣብ ሽወደን፡ ብስሩዕ ኣገባብን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ምህላዉን ካብ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደንን...
ዕባይ ላምስያን ድሒሩ ካብ ክለብ ባርሶልና ናብ ዓባይ ክለብ ባየር ሙኒክ ብምስግጋር ዋንጫ ቻምፒዮን ሊግ ወሲካ ብርክት...
ሎሚ ሰዓት 1 ወጋሕታ፡ ኣብ ኦሽታ (Årsta) ስቶክሆሎም፡ ኣብ ዝርከብ ቢንቶ፡ ሓደ ብደም ጠልቅዩ ዝወደቐ ሰብ ዝርኣየ...
ምስጢራዊ ጸብጻባት ፖሊስ ከምዝሕብሮ፡ 4 ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ ዝሰርሑ ፖለቲከኛታት፡ ምስተን ብስድራ ቤታት ዝምራሓ ገበናውያን መርበባት ርክብ...
40 ዝኾኑ ኣባላት ገበናዊ ጉጅለታት፡ ካብተን ጉጅለታት ክእለዩ ድልየት ከምዘለዎም ምግላጾም፡ ፖሊስ ማልመ፡ ሓቢሩ ክብል መርበብ ሓበሬታ...
ኣባላት ናይታ ኣብ ደቡብ ስቶክሆልም ከባቢ ቮርቦሪ፡ እትርከብ ገበናዊት መርበብ፡ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ ዝንገረሎም 12 ሰባት፡...
ሓለዋ ጥዕና ሽወደን፡ ህንጻ፡ ትምህርትን ሓበሬታ ቴክኖሎጂን ገለ ካብቶም ብሕጽረት ኪኢላዊ ዓቕሚ ዝሳቐያ ዘለዋ ጨናፍር ምዃነን ይፍለጥ።...
ኣብ ዘተ ፓርላማ ሽወደን፡ ተቛወምቲ ሰልፍታት፡ ንጉዳይ ምቑጽጻር ገበናውያን ጉጅለታት ኣመልኪተን፡ ንመንግስቲ ሽወደን፡ ድኹምን ፍሹልን እዩ ክብላ...