ኣብ ምምሕዳር ስኮና፡ ደቡብ ሽወደን፡ ዝርከባ ሕርሻታት እንስሳ ብሰንኪ ዝተራእየ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ሳልሞኒላ፡ ኣስታት 5 ሽሕ ሓሰማ...
ውህደት
ካብ ትማሊ ዓርቢ ጀሚሩ፡ ቁጽሪ ናይቶም ብኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ክውስኽ ከምተራእየን፡ ክሳብ 22 ሰባት፡ ብኮሮና ከምተለኽፉን መብዛሕትኦም...
ትማሊ ምሸት ፈላሚ ግጥም ሰሪ ኣ ዘካየዳ ክለብ ጣልያን ኤስሚላን ቦሎኛን ኮይነን፣ ኣብ መጀመርያ መን 3 ነጥቢ...
ካብ ሎሚ፡ ዕለት 22/09/2020፡ ሰዓት 12 ፍርቂ መዓልቲ ጀሚሩ፡ ኣብ ሓደ ገዛ፡ ልዕሊ 10 ሰባት ክይእከቡ፡ በዓል...
ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት፡ ኣብ ከተማ ማልመ ዝርከባ ቤት መግብታት፡ ባራትን እንዳ ሻሂታትን ልዕሊ እቲ ፍቑድ ብዝሒ ሰባት ብምእንጋደን...
ካብ ሎሚ ዕለት 21/09/2020 ጀሚሩ፡ ናብ ፊንላንድን ስሎቨክያን ተኸልኪሉ ዝጸንሐ መገሻ፡ ፍቑድ ምዃኑ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን...
ነፍሲ ወከፍ ክሰርሕ ዝኽእል ሰብ፡ ክሰርሕ ይግበኦ። እቶም ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና ካብ ስረሖም ዝተባረሩን ዛጊት ስራሕ...
ሓደገኛ ጎሓፍ ናይ ባተሪታት፡ ካብ ሽወደን ናብ ፖላንድን ቡልጋርያን ብዘይ ሕጋዊ ኣገባብ ከምተላእከ ብሬድዮ ሽወደን ዝተኻየዱ መርመራታት...
ትማሊ ምሸት፡ ኣብ ወደብ ኖርሾፒንግ፡ ብሰንኪ ተኣኪቡ ዝነበረ ጽራብ ዕንጨይቲ (ሪሺ)፡ ሓደጋ ባርዕ ከምተኽሰተን፡ ኣሃዱታት መጥፋእቲ ሓዊ...
ጸረ ኮሮና ቫይረስ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ተባሂሎም ዝንገረሎም ካብ ኣትክልቲ ዝስርሑ ኣፍሪቃውያን መድሃኒታት (Herbal Medicine)፡ ናብ ላባራቶሪ...