ኣብተን ወጻእተኛታት ወይ ድማ ወለዶም ትሑት ደረጃ ትምህርቲ ዘለዎም ተማሃሮ፡ ዝመሃሩለን ቤት ትምህርታት ዝምህሩ መማህራን፡ ምስተን ካልኦት...
ውህደት
ኮሚሽነር ውሽጣዊ ጉዳያት ኤውሮፓዊ ሕብረት ዝኾነት ሽወደናዊት ኢቫ ዮሃንሰን፡ ንጉዳይ ፖሊሲ ናብ ኤውሮፓ ዝፈልሱ ስደተኛታት ብዝምልከት፡ ሎሚ፡...
ንዕለት 24 ን 25 መስከረም ኣብ ከተማ ብራስለስ፡ ቤልጁም፡ ንኽካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ኣኼባ ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ብሰንኪ ስግኣት...
ኣብ ከባቢ ኮሮኖበሪ፡ ስቶክሆልም፡ ዝርከባ ናይ ጥዕና ማእከላት፡ ልዕሊ 1250 ቅብሊታት ብጌጋ ናብ ዓማዊል ከምዝሰደደ TT ሓቢሩ።...
ኣብ ፓርላማ ሽወደን፡ ወኪል ዓቃባዊ ሰልፊ ዝኾነ፡ ኤድዋርድ ሪድል ዝተባህለ ፖለቲከኛ ብሰንኪ ልዕል ፍጥነት፡ መምርሒ ፍቓድ መኪንኡ...
ኣብ ከባቢ ድልድል ኦሪሰንድ፡ ብሸነኽ ማያት ደኒማርክ፡ ሓንቲ ሩስያዊት ናይ ውግእ መርከብ ምስ ሓንቲ ናይ ጽዕነት መርከብ...
ትማሊ፡ ሰዓት 8፡45 ምሸት፡ ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ስቶክሆሎም ዝርከብ፡ ሮግስቬድ (Rågsved) ዝተባህለ ኣከባቢ፡ ዘይተፈልጡ ሰባት፡ ንሓንቲ ጓል...
ስድራ ቤት ናይቶም ብኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት፡ ኣብ ገዝኦም ክውሸቡ ከድለዮም እዩ። ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ መስርሕ ውሸባ...
ትማሊ ዕለት 22/09/2020፡ ሽወደን፡ 5 ብኮሮና ዝሞቱ ሰባት ኣመዝጊባ። በዚ ድማ፡ ጠቕላላ ድምር ናይቶም ብኮሮና ዝሞቱ ሰባት...
መንግስቲ ሽወደን፡ ንክፍሊት ቀረጽ ናይ ኣልኮላዊ መስተን ትምባኾን ክውስኽ መደብ ከምዘለዎ ሓቢሩ። እቲ ወሰኽ ቀረጽ፡ ንናይ ዓመተ...