ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን፡ ነቶም ኣብ ዮንሾፒን ዝነበሩ ኣስታት 400 ሓተቲ ዑቕባ፡ ክሳብ 25 ኪ.ግ. ዝምዘን ንብረት ጥራይ...
ውህደት
ኣብ ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ዝጽሕፍ፡ ማትያስ ቤሞ፡ ነዛ “Social Dilemma” ዘርእስታ ፊልም፡ ቆልዑን ወለድን ክርእይዋ እትግባእ እያ ኢሉ።...
ምምሕዳር ከተማ ሰልቨስቦሪ (Sölvesborg)፡ ስደተኛታት ኣብቲ ምምሕዳር ንኽነብሩ ፍቓደኛ ከምዘይኮነት ብምሕባር፡ ነቲ ስደተኛታት ንኽቕበላ ብመንገዲ ኢሚግሬሽን ዝወሃበን...
ክሮና ቫይረስ ዘስዓቦ ቁጠባዊ ቅልውላው፡ ንኹለን ክለባት ከምዝጸለወን ግሁድ ተርእትዮ ናይ’ዚ ዓመት እዩ ነይሩ። ክለባት፡ ዓበይቲ ወጻኢታት...
10% ካብ ህዝቢ ዓለም፡ ግዳያት ቫይረስ ኮሮና ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ክብል ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ሓቢሩ። እቶም ዝተረፉ...
ሽወደን፡ ተወሳኺ 180 ሽሕ ጸረ ወቕታዊ ኢንፍሉዌንዛ ክታበት ከምዝዓደገት ሬድዮ ኢኮት ሓቢሩ። ክልተ ኣምጻእቲ ትካላት፡ ካብቲ ዝተጸበናዮ...
ኣብ ወርሒ መስከረም፡ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና፡ ብዕጽፊ ምዕባዩን ኣብ ጽድያ ናብ ዝነበሮ ደረጃ ክብ ምባሉን ተመራመርቲ ኮለጅ...
ትማሊ ሰንበት፡ ብዙሕ ትጽቢት ተጌርሉ ዝነበረ ጸወታ እንተነይሩ ቶተንሃም ምስ ማንተስተር ዩናይትድ እዩ ኔሩ። ጆሴ ሞሪኖ ምስ...
መይ ብሬት ዝተባህለት ጓል 80 ዓመት ሰበይቲ፡ ብሓደ ሰራሕተኛ ናይ ባንክ እየ ኢሉ ዝደወለላ ሰብ፡ ንገንዘባዊ ምትላል...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣስታት 942 ሰባት፡ ካብ ስረሖም ምስንባቶምን፡ እቶም ኣቐዲሞም ካብ ስርሖም ተሰናቢቶም ዝጸንሑ ሰባት ድማ...