ቀይድታት ህዝባዊ ምትእኽኻብ፡ ከፍኩሶ ምዃኑ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ሓቢሩ እኳ እንተነበረ፡ ብሰንኪ ዳግማይ ዝረአ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡...
ውህደት
ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ትማሊ ምሸት ካብ ሃገራ ወጻኢ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሩስያ ዝነብራ ናይ ምሕዝነት ጸወታ ብ...
ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና፡ ብዙሓት ኣባላት ሆስፒታል ኖርታልያ፡ ናይ ሕማም ዕረፍቲ ብምውሳዶምን ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ኣብ መንጎ ኣባላትን...
ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ሃገራት ኣውሮፓዊ ሕብረት፡ ነቲ ብሽወደናዊት ኮሚሽነር ዑቕባን ውሽጣዊ ጉዳያትን፡ ኤልቫ ዮሃንሶን ዝቐረበ እማመ ኢሚግሬሽን...
ጸጋማይ ሰልፊ፡ መጸበይ መዓልቲ ሕሙማት ፈጺሙ ክግደፍ ጻውዒት ኣቕሪቡ’ሎ። ኣብ ሕክምና ስኒ ተወሳኺ ሓገዝ ክግበርን ናይ ተሓከምቲ...
ሰልፊ ክርስትያን ዲሞክራትና (KD)፡ ኣብ ሽወደን ዝዋሃብ ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ፡ ንኽቛረጽ ከም ዝጸውዐ ጸብጻባት ሬድዮ ሽወደን ሓቢሮም።...
ብሰንኪ ቅልውላው ለበዳ ኮሮና፡ ካብ ስራሖም ዝተሰናበቱ ሰባት፡ ሞያ ስርሖም ንኽቕይሩ ድልየት ከምዘለዎም ሓድሽ መጽናዕታዊ ጸብጻብ ሓቢሩ።...
ኣብ ኩለን ምምሕዳራት ሽወደን ዝርከቡ ሽማግለታትን ንሓደጋ ቅሉዓት ዝኾኑ ክፋል ሕብረተሰብን፡ ክታበት ወቕታዊ ኢንፍሉዌንዛ፡ ብነጻ ክረኽቡ እዮም...
ኣብ ኦፕሳላ ተዶኲኑ ዝርከብ ሆስፒታል ኣካደሚስካ (Akademiska Sjukhuset)፡ ብሰንኪ ተኸሲቱ ዘሎ ለበዳ ኮሮና፡ እንትርፎ ህጹጽ ንዝኾነ እምበር...
ኣብ ምምሕዳር ስኮና፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ይውስኽ ከምዘሎ ኣማሓዳሪ ምምሕዳር ስኮና፡ ኦልፍ ዮንሶን፡ ሓቢሩ። ቁጽሪ ናይቶም ብኮሮና...