ቐዳማይ ክፋል ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ኣብ ከባቢ ዕስራታት እትርከብ ጎርዞ እያ። ዕላላ ህዱእን ቁም-ነገር ዝዓብለሎን ብምዃኑ፡ ካብ’ቲ ተመሲጥካ...
ውህደት
ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ፍጥረት፡ ዚረአ ይኹን ዘይረአ፡ ቀጻሊ ዚኽተሎ ሕግታትን ኣገባባትን ኣለዎ። ካብኡ ምልጋስ ጸገማት ስለ ዘኸትል...
ኣብ መንጎ ማሕበራት ሰራሕተኛታትን ወሃብቲ ስራሕ ሽወደንን ንመሰላትን ዉሕስነትን ሰራሕተኛታት ብዝምልከት ዝግበር ዘሎ ርሱን ክትዕን ዘተን ተቛሪጹ...
ሓደ ወዲ 15 ዓመት ተማሃራይ፡ ናይ ትምህርቲ ስእሊ ንኽሰኣል፡ ኣብ ክሳዱ ኣንጥልጢልዋ ዝነበረ መስቀል ንኸውጻኣ ከምተገደደ፡ ኣንጻር...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ፊንላንድ፡ ሳና ማሪን፡ ምስ ድሒራ ብኮሮና ቫይረስ ከም ተለኽፈት ዝፈለጠት ሰብ ተራኺባ ስለዝነበረት፡ ኣኼባ መራሕቲ...
ትማሊ ሓሙስ ምሸት፡ ፖሊስ፡ ኣብ ሓደ ኣብ ሄስትሆገን (Hästhagen) ዝርከብ መንበሪ ገዛ፡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጽዋር ረኺቡ ክብል...
ብስም ክፍሊት ግብሪ ኬሚካላዊ ባእታ ዝፍለጥ፡ ኣብ ልዕሊ ክዳውንትን ጫማታትን ዝብየን ሓድሽ እማመ ክፍሊት ግብሪ ንኽትግበር፡ መንግስቲ፡...
ጓሎም ንዳኒኤል ፔሪን ሶፍያ ዮሃንሶንን ዝኾነት፡ ኢዛቤላ ዝተባህለት ዕሸል፡ ናብ ዓለም ንኽትመጽእ ዝተሃወኸት ክትመስል፡ ወለዳ ናብ ሆስፒታል...