ውህደት
ኮሚቴ ሕርያ ሰልፊ ኣከባቢ፡ ንኢዛቤላ ሎቨን ተኪኣ ከም ኣደወንበር ናይቲ ሰልፊ ኮይና ክትሰርሕ እትኽእል ኢሉ፡ ንማርታ ስተነፊ፡...
ብዝሒ ናይቶም ኣብ እዋን ቅልውላው ለበዳ ኮሮና፡ ንቤት ጽሕፈት ክሮኖፎግደን ብምውካስ ፡ ንመደባት ኣከፋፍላ ልቓሓቶም ብዝምልከት ምኽርን...
ናይዚ ዓመት ማእከላይ ገምጋም ዕድመ ሽወደናውያን፡ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ክጎድል ትጽቢት ከምዘሎ ማእከል ስታቲስቲክስ ሽወደን ሓቢሩ። ማእከላይ...
ሓፈሻዊ ክታበት ኣብ ዝጅምረሉ እዋን፡ ሰባት፡ ኣብ ዓበይቲ ኣብያተ ጽሕፈታት፡ ማእከላት ጥዕናን እንዳ መናበይ ዓበይትን ከምኡ ውን...
ማእከላይ ባንክ ሽወደን ምስ ምዝላቕ ለበዳ ኮሮናን ተፈጢሩ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላው ንኽሓዊ ትጽቢት ብምግባር ክሳብ 2023 ኣብ...
ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ፡ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ምስፍሕፋ ለበዳ ኮሮና ከምእንደገና እናገደደ ምስ መጸ፡ ከባብያዊ...
ኣባል ናይ ሓንቲ ስድራ ቤት ብቫይረስ ኮሮና ምስ ዝልከፍ፡ ኣብ ቅድመ ትምህርቲ ዝመሃሩ ኣባላት’ታ ስድራ ቤት (ህጻናት)...
ከም ካልኦት ኣህዛብ ዓለምና፡ ህዝቢ ሽወደን ውን ንዝተጠቀመሎም ናይ ሽቓቕ ወረቓቕቲ ናብ ሽቓቕ ምድርባይ ልምዲ ኣለዎ። እዚ...
መድሃኒት ክታበት ኮሮና ናብ ሽወደን ምስ ኣተወ ፡ ናብ ኩለን ምምሕዳራት ዝካየድ መስርሕ ምጉዕዓዝን ምክፍፋልን፡ ሓላፍነት ናይ...