ሽወደን ምስ ብሪጣንያ ዝነበራ ናይ ጒዕዞ ርክባት ካብ ዝሓለፈ 48 ሰዓታት ጀሚራ ምቊራጻ ምስ ዴንማርክ ዘዳውባ መስመራት...
ውህደት
ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ትክብ ክልቲአን ሃገራት ብዓይነቱ ናይ መጀመርታ ክበሃል ዝከኣል ናይ መፈራርሂ መልእኽቲ ናብ ሽወደን ምትሕልላፉ...
ዓጥቓዒ ክለብ ኤሲ ሚላን ፖርትጋላዊ ራፋኤል ልዮ ኣብ 6 ካልኢታት ጎል ብምምዝጋቡ ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ሰሪ...
ብመስረት ስርዓት ዑደት ዓለምና ኣብዛ መዓለትን ወርሕን ዑደት መሬትና ካብ ደቡባዊ ክፋል ዓለም ናብ ሰሜናዊ ክፋል ትጋዓዘሉ...
ሓንቲ ካብዞም ጽምዲ ናይ ኤሪክን ክሪስቲን እያ። ንሳቶም መርዓኦም ኣብ ሰነ 2020 ክገብርዎ እኳ ወጢኖም እንተነበሩ ብሰንኪ...
ካልኣይን መወዳእታን ክፋልብጸጋብርሃን ጎይትኦም “እንታይ ብሰንኪ ጽጋበይ ኢልካ ዘረባ። ንምንታይ ተጨንቑኒ፡ ክብረት ሓፍተይ እንታይ እያ ኮይና ዘይትነግሩኒ፡” ኩሉ...
ወዲ 53 ዓመት ዝኾነ ደቡብ ኮርያዊ ዩን ሱንግዩ ብ1988 ጓል 13 ዓመት ድሕሪ ምዕማጽ ቀቲልካ ተባሂሉ ንሕልፈት...
ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንያሚን ነታንያሁ ነቲ ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝጀመረ ክታበት ናይ ክሮና ቫይረስ ብቀዳምነት ብምኽታብ ኣጀሚርዎ።...
ሽወደን ነታ ትማል ረቡዕ ጥቓ ከተማ ጤህራን እተሓምሸሸት ዋንነታ ናይ ሃገረ ዩክሬን ዝኾነት ነፋሪት ንምርማር ምሉእ ፍቓድ...