ሽጋራ ምትካኽ፡ ንመልከፍቲ ኮሮና ናይ ምቅላዕ ዘለዎ ተራ ኣካታዒ ኮይኑ እኳ እንተጸንሐ ሓድሽ ኣብ ኣመሪካ ዝተኻየደ መጽናዕቲ...
ውህደት
ብስም ‘’ስፑትኒክ ቪ’’ ዝፍለጥ ሩስያዊ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ኣድማዕነቱ ክሳብ 91.6% ክበጽሕ ከምዝኽእል፡ ትማሊ ሰሉስ፡ ዚ ላንሲት...
ኣብ ሃገረ ዓዲ እንግሊዝ ንፈለማ ግዜ ዝተራእየ ሓድሽ ዓሌት ኮሮና፡ ኣብ ሃገረ ሽወደን ከምተቐላቐለ ይዝከር። ኣብ ምምሕዳር...
መንግስቲ ጀርመን፡ ነቲ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ መላእ ሃገር ተኣዊጁ ዘሎ ሕጊ ድንጋገ እዋን ህጹጽ ሓደጋ፡ ካብ...
ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን፡ ቀይድታት ምብጻሕ ናብ እንዳ ዓበይቲ ዝምልከት ንኾፍኩሳ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ብመንገዲ ሞሊን...
ናብ ሽወደን ዝበጽሑ ገያሾ፡ ኣሉታዊ ውጽኢት መርመራ ኮሮና ዝሕብር ምስክር ወረቐት፡ ከርእዩ ከምዝግባእ ዝብል እማመ ናብ መንግስቲ...
መንግስቲ፡ ብዘይንሕስያ ኣንጻር ጉጅለታት ገበን ከም ዝቃለስ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሽወደን ሚካኤል ዳምበሪ ገሊጹ። ዝሓለፈት ዓመት እዞም...
ብሕሱር ዋጋ ዘጓዓዕዝ ኣየርላንዳዊ ኩባንያ መንገዲ ኣየር ራያንኤየር፡ ኣብ መወዳእታ ናይ ዓመተ 2020፡ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ...
ኡጋንዳዊ ፖለቲካዊ ተቛዋሚ፡ ቦቢ ዋይን፡ ንውጽኢት ሃገራዊ ምርጫ ኡጋንዳ ዝምልከት ክሲ፡ ብመንገዲ ጠበቕኡ ኣቢሉ፡ ናብቲ ኣብ ካምፓላ...