ኤውሮፓዊ ኮሚሽን፡ ካብቲ ኣዚዝዎ ዝነበረ 160 ሚልዮን ብልቃጥ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ናይ 150 ሚልዮን ተወሳኺ ብልቃጥ ክታበት...
ውህደት
ምምሕዳራትን ምምሕዳር ከተማታትን ሽወደን፡ ጸረ ለበዳ ኮሮና ተባሂሉ ዘውጽአኦ ወጻኢታት ንምሕዋይ፡ ብውሕስነት መንግስቲ፡ ካብ በዓል መዚ ሃገራዊ...
ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ንኹሎም ነበርቲ እቲ ምምሕዳር ኣብ መፋርቕ ወቕቲ ክረምቲ፡ ክታበት ኮሮና ከቲቡ ክውድእ ከም ዕላም ሒዙ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ፡ ቦሪስ ጆንሶን፡ ነቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና፡ ንነዊሕ እዋን ተዓጽዮ ዝጸንሐ ጥፈታት ሃገሩ ንምኽፋት ዘኽእል...
77 ዓመት ዝዕድሚኣ ንግስቲ ሲልቪያ፡ ኣብ ትነብረሉ ገዛ ኢዳ ከምዝተሰብረት ኣብ ገጻት ፌስ ቡክ ናይ ንጉሳዊ ስድራቤት...
ሓደ ናይ ግብጽን-ኣመሪካን ጉጅለ ኣብ ኣቢዶስ ዝተባህለ ግብጻዊ ምድረበዳ ኣርኪዮሎጂ ጥንታዊ መጽሞቒ ቢራ ብኹዕታ ምርካቦም ተገሊጹ። ኣብዚ...
መንግስቲ ዴኒማርክ፡ ኣብ ልዕሊ እቶም ናብቲ ሃገር እናተመላለሱ ዝሰርሑ ውልቀሰባት፡ ዝተረረ ቀይድታት ኮሮና ኣጽኒዑ። እዞም ካብ ካልእ...
ነቶም ልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ሽማግለታት፡ ክታበት ኮሮና ምውጋእ ኣብ ዝጅምረሉ እዋን፡ ብመንገዲ ቴሌፎን ኣቢሎም ቆጸራ ክሕዙ...
ጓል 31 ዓመት ስዑዳዊት ኣክቲቪስት ሰብኣዊ መሰላት ሉጃይን ኣልሓጥሉ ካብ 2018 ንደሓር ብመንግስቲ ስዑዲያ ተኣሲራ ድሕሪ ምጽናሕ...