ትማል ረቡዕ ኲሎም መምርሕታት ኮቪድ-19 ከም እተላዕሉ ተገሊጹ። እንተኾነ ግና ሰለስተ መምርሒታት ሕጂ’ውን ተግባራውያን ኮይነን ክቕጽላ እየን...
ውህደት
ክልተ ዓመት ኣብ ሽወደንን ዓለምን ኣዝዩ ኣሸጋሪ ኩነታት ፈጢሩ ዝጸንሐ ኩነታት ለበዳ ኮሮና ንምክልኻል ተነቢሮም ዝጸንሑ ዳርጋ...
ሓደ ኬንያዊ ተመሃራይ ኣብ ክንዲ እታ እተወሰነትሉ ሓንቲ መቑነን ቻፓቲ ሓሙሽተ ብሓንሳብ ብምብልዑ ብዝወረዶ መግረፍቲ ኣብ ገምገም...
ኣብ ሞዛምቢክ ሓደ ጀላቢ ዓሳ ኣብ ቀላይ ዝኣተወ መርበቡ እናውጽእ ምስ ሓርገጽ ምግጣሙን ብህይወቱ ምውጽኡን መዘራረቢ ኣርእስቲ...
ኣብ ብራዚላዊት ከተማ ሪዮ ዲ ጀነሮ፡ ብስደት ዝቕመጥ ሓደ ወዲ ኮንጎ ዝቐተሉ፡ ሰለስተ ሰባት፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...
ህብብቲ ጸላም ተዋሳኢት ሆሊውድ፡ ዉፒ ጎልድበርግ፡ ኣብ ሓደ ናይ ተሌቪዥን መደብ፡ ቀሪባ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ እቲ Holocaust...
ምሕሳው ነውሪ ኢዩ። ሓሶትን ስርቅን ከኣ ብሓደ ኢዩ ዚኸይድ። ህጻን ከሎኻ፡ ሓሳዊ ምስ እትኸውን፡ ብዘይ ፍቓድ ስድራኻ...
እቲ ካብ ስራሕ ናይ ዝተረፍካዮ ክፍሊት እንደገና ንኽተኣታቶ ብባይቶ ሽወደን ከምዝጸደቐ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።...
ሩስያ፡ ንዩክሬይን ክትወርር እያ ዝብል ስግኣት ኣንጸላልዩሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ኣሜሪካ፡ ኣብዚ ሰሙን ናብ ኣህጒር ኣውሮጳ ተወሳኺ...
ባይቶ ሽወደን፡ ኣንጻር እንስሳታት ኣብ ልዕሊ ዝፍጸም ጭካነ፡ ዝኸበደ መቕጻዕቲ ንምትግባር ብዝምልከት በቲ ናይ ገበነኛታት መቕጽዒ ቅጥዒ...