ናይጀርያውያን ብዕረፍቲ ህብብቲ ኮሚድያን፡ ኣዳ ጂሰዝ፡ ዝተሰምዖም ሓዘን ኣብ ምግላጽ ይርከቡ ክትብል ቢቢሲ ሓቢራ። ኣብ 23 ዕድሜኣ...
ውህደት
ሓይልታት ፈደራል ንምሕጋዝ ካብ ወርሒ ሕዳር 2020 ጀሚሩ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ሰራዊት ኤርትራ ብህጹጽ ክወጽእ ሕጂ’ውን ኣምባሳደር...
ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19፡ ኣብ ኬንያ ጾታዊ መጥቃዕቲ ብ 92% ምውሳኹ ጸብጻባት መንግስቲ ኬንያ ኣመልኪቶም። ብፍላይ ኣብ...
ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ እቲ ንስልጣን ፕረዚደንት ሶማል፡ መሓመድ ፎርማጆ፡ ንምንዋሕ ዝተወስደ ስጒምቲ፡ ከም ዝዂንኖ ብምግላጽ በዚ ውሳነ ንዝተፈጥረ...
ትማሊ ሮቡዕ፡ ካብ ገማግም ትሪፖሊ፡ ሊብያ፡ ከምዝተበገሳ ዝንገረለን፡ ሓንቲ፡ 130 ሰባት ዝጸዓነት ናይ ጎማ ጃልባ፡ ሓንቲ፡ 40...
ወዱ ን መዋቲ እድሪስ ደብዒ ስልጣን ምጭባጡ፡ ናይጀርያ፡ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ። እዚ ኲነታት ኣብ ሃገረ ቻድ፡ ከቢድ...
ሃገረ ዓዲ እንግሊዝ፡ ክሳብ ዕለት 14 ሚያዝያ ኣብ ዝነበረ እዋን፡ 21.2 ሚልዮን ካብ ዜጋታታ፡ ክታበት ኣስትራ ዘነካ...
እታ ፍርቂ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ምምሕዳር ቬስተርኖርላንድ፡ ብመልከፍቲ ኮሮና ዝተጠቕዑ ሰባት ከም ዘለዋ ዝንገረላ ምምሕዳር ከባቢ ኡርንኹልድስቪክ፡...