ኣሜሪካዊ ኩባንያ ሞደርና፡ ነቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 12 ክሳብ 17 ዓመት ዘለዉ ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ መንእስያት፡ ፍርያቱ...
ውህደት
ንፈለማ ግዜ፡ ኣብ ውሽጢ 30 ዓመታት፡ ትካል ናሳ፡ ናብታ ናብ ዓለምና ዝቐረበት ተባሂላ እትፍለጥ፡ ፕላኔት ቬኑስ፡ ኣብ...
ንኹሎም ኣብ ክሊ ዕድመ 12 ክሳብ 18 ዓመት ዝርከቡ ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ መንእሰያት፡ ዝኸውን ጸረ ኮቪድ ክታበት፡...
መራሒ ግብረሽበራዊ ሓይሊ ቦኮ ሓራም፡ ኣቡበከር ሼካው ከም ዝሞተ፡ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝንቀሳቐስ ጒጅለ ዳዕሽ፡ ኣብ ዝዘርግሖ...
ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ጸለውቲ ኣፍሪቃያን ሰበኽቲ ዝኾነ ናይጀርያዊ ቲቢ ጆሹዋ፡ ኣብ መበል 57 ዕድሜኡ፡ ብቐዳም ከም ዝሞተ...
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ቡርኪና ፋሶ: ዕጡቓት ብዝገበርዎ መጥቃዕቲ: ብውሕዱ 160 ሰባት ምሟቶም: ሰብ መዚ መንግስቲ ገሊጾም ኣለዉ።...
ፍልስጤማውያን ካብ ምብራቕ ዮርሳሌም ከይፈናቐሉ ኣብ ምጒስጓስ ርኡይ ተራ ክትጻወት ዝጸንሐት፡ ኣክቲቪስት ሙና ኤልኩርድ፡ ብሰብ መዚ እስራኤል፡...
ኖርድያ ባንክ፡ ንመጠን ወለድ ትሕጃ ባንክ (inteckning) ናብ 6% ከምዘጉደሎ ሎሚ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ሓቢሩ ክብል ማዕከን...
ኣብ መስርመር ኡፕሳላን ሳላን ዝሰርሓ ቁጽሪ 848 ዝኾና ናይ ለይቲ ኣውቶቡሳት፡ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊአን ዝወረደ ውራ እምኒ፡...
ምድላው ማዕከን ሃርሞኒ ሚድያ: ብሞት ሓውና: ኪዳነ ዳኒኤል ወልደሚካኤል: ዝተሰማዓና ሓዘን እንዳገለጽና ንቤተሰብ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ንመዋቲ...