ኣብ ዛምቦጉ ማእከላይ ማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና 41 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ 33 ድማ ምሟቶም ተገሊጹ። ካብቶም ብጽኑዕ...
ውህደት
ኣብታ ርእሰ ከተማ ሮማ እትርከበላ ኣውራጃ ላዛዮ ክካየድ ዝጸንሐ መስርሕ ክትባት ብሰንኪ ራሰይቲ ዌብሳይታት ዝገብርዎ መጥቃዕቲ ምትእጒጓሉ...
ስፐንድሩፕስ (Spendrups ) ንሓደ ካብ ፍርያቱ ዝኾነ፡ መለሩድ (Mellerud) ዝተባህለ ዓይነት ቢራ፡ ብሰንኪ ኣብ ኣጸሓሕፋ ዝተረኽበ ጌጋ፡...
ፍርያት ኩባንያ ሞደርና ዝኾነ ክታበት ክትኽተብ ትደሊ ዶ፧ ካብ ሎሚ ንደሓር፡ ኣብ ዝኾነ ክፋል ናይ ሽወደን ወላ...
ኣብ ኖርወይ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን፡ መጠን መልከፍቲ ኮሮና ብ 53% ብምውሳኹ፡ ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማሩ፡ ራብዓይ ማዕበል...
ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዝርከብ ሩባ ተከዘ፡ ዓሰርተታት ሬሳታት ከንጸባልሉ ከም እተራእዩ፡ ነበርቲ ዶብ ክልቲአን ሃገራት...
ጓል ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ጃኮብ ዙማ፡ ንርእይቶ ብሪጣንያዊት ሞዴል ኖኣሚ ካምቤል፡ ወጊዛቶ። ኖኣሚ ካምቤል፡ ዙማ፡ ኣብ...
ኣሜሪካ፡ ከም ኣካል ናይቲ ንመላእ ኣፍሪቃ ዝኣተወቶ ናይ 80 ሚልዮን ብልቃጥ ሓገዝ፡ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ናይጀርያ፡ ናይ...
ኣብ ሞሮኮ፡ ብሰንኪ እተኸስተ ሰፊሕ ለበዳ ኮቪድ-19፡ ኣብታ ሃገር ሕላፍ ሰዓት ሓዊስካ ተረርቲ ሕጊታት ከም እተኣታተዉ ተገሊጹ።...