ኣብታ ብብዝሒ ህዝቢ ዝቕመጣ ዞባ ሽወደን ሕጂ’ውን ኣማኢት ሰባት ብ ኮቪድ ተታሒዞም ኣብ ሆስፒታል ይእለዩ ምህላዎም ተገሊጹ።...
ውህደት
ብምኽንያት ምውሳኽ ዋጋ ባህርያዊ ጋዝ፡ ፈሓምን ካልእን ረቛሒታት ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዋጋ ኤለትሪክ ክውስኽ ምጽንሑ ተገሊጹ።...
ኣብ መንግስቲ ሽወደን ክኢላ ተላበድቲ ሕማማት ኣንደርሽ ቲግኔል ኣብ ወፍሪ ዓለም-ለኸ ክትባት ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ክቚጸር...
ምስ ምኽሳት ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ሽወደን ፖሊሲ ጸጥታኣ ክለሳ ክትገብረሉ ትኽእል እኳ እንተኾነት ሽወደን ናብ...
ብምኽንያት ወራር ሩስያ ግዳያት ዝኾኑ ዩክሬናውያን ንምሕጋዝ ተባሂሉ ኣብ ኖርወይ ኣብ ዝተኻይደ ኮንሰርት 75 ሚልዮን ክሮና ከም...
መንግስቲ ብዛዕባ እዞም ካብ ሩስያ ዝኣተዉ ዘለዉ ኣቕሑ ብኸመይ ክተሕእዙ ከም ዝግባእ ንጹር መምርሒታት ከሕልፍ ከም ዝግባእ...
ዝሓለፈ ዓመት ዞባታት ሽወደን ግዜያዊ ኣባላት ክንክን ጥዕና ንምምጻእ ክሳብ 6 ቢልዮን ክሮና ወጻኢ ከም ዝገበራን እዚ...
ኣብ ዩክሬይን ዘሎ ቅልውላው ዘስዓቦ ናህሪ ዋጋ ጋዝ ኣብ ቀረባ ግዜያት ምውሳኽ ዋጋታት መግቢን ዝቕባበን ከኸትል ከም...
ብመሰረት ኣሃዛት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ምጅማር ኲናት ዩክሬይን ንደሓር ክልተ ሚልዮን ዝኾኑ ዜጋታት እታ ሃገር ተሰዲዶም...
ኣባላት ኣውሮጳዊ ሕብረት ሓንቲ ካብአን እንድሕር ተጠቒዓ ክሕግዛኣ ሓላፍነት ከም ዘለወን ዘዘኻኽር ደብዳበ ብሽወደንን ፊንላንድን ከም እተላእከ...