ሓደ ጡረታ ዝወጸ መምህር መባእታ ቤት ትምህርቲ: ኣብ 70ታት ዝደረሶ መጽሓፍ ጽውጽዋይ ድሕሪ 46 ዓመታት ናብ ሕትመት...
ካብዝን ካብትን
ሓደ ብዕድመ ዝደፍአን ደሓን ዝኾነ ሃብቲ ዝነበሮን ሰብኣይ ንሓንቲ ጓል 18 ዓመት ይምርዓዋ። እታ ጓል፡ ንእሽቶ ጥራይ...
ኣፍጋናዊት ጋዜጠኛ: ኣኒሳ ሻሂድ: ሓንቲ ካብተን ምምጻእ ጣሊባን ኣብ ስርሐንን ትምህርተንን ሽግር ክፈጥረልና እዩ ኢለን ዝኣምና ብዙሓት...
ገዲም ኣመሪካዊ ደራፋይ: ቶኒ በነት: ኣብ መበል 95 ዕድሜኡ ካብ ደርፊ ምስንባቱ ወዱን ማናጀሩን ሓቢሩ። ንሰብዓ...
ኣብ 1994 በዓልቤት ደራፊት ራፕ: ኒኪ ሚናዥ: ዝኾነ ፔቲን: ኣብ ልዕሊኣ ጾታዊ ዓመጽ ከም ዝፈጸመ: ሓንቲ ሰበይቲ:...
ሽጋራ ብዝኾነ መምዘኒ ጥቕሚ ዘለዎ ኣይመስልን። ገለ 50 ዓመታት ይገብር፡ ገለ ሰባት ንሽጋራ ከም መድሃኒት ሲኑሳይቲስ (ናይ...
ኣብ ሰሜን ቱርኪ ኣውራጃ ካስታሞኑ ብዝተኸስተ ውሕጅ ብውሕዱ 27 ሰባት ምሟቶም ሚኒስትሪ ሓደጋታት እታ ሃገር ገሊጹ። ...
ሃገረ ሊትዌንያ፡ ካብ ቤላሩስ ዝመጹ ሓተትቲ ዕቚባ ንምዕጋት ብዝብል ምኽንያት፡ ቊጽጽር ዶብ ተትርር ምህላዋ ተገሊጹ። ከም ኣካል...
ዜጋታት ዛምብያ፡ ሓድሽ ፕረዚደንት ሃገሮም ንክመርጹ፡ ናብ ነቚጣታት ምርጫ ብምውሓዝ፡ ነዊሕ መስርዕ ሒዞም ምህላዎም ተገሊጹ ክብል ማዕከን...