ህቡን ህንዳዊ ተዋሳኣይ ቦሊዉድ: ነስረዲን ሻህ: ንምምላስ ጣሊባን ናብ ከተማ ካቡል ኣመልኪቶም ንዝደገፉ ህንዳውያን ኣስላም ብትሪ ነቒፉ።...
ካብዝን ካብትን
ኣብ ፈስቲቫል ፊልም ቨኒስ እተአኽቡ ኣፍቀርቲ ሲነማ: ነታ ብፔድሮ ኣልሞዶቫር እተኣልየት Parallel Mothers ዘርእስታ ፊልም: እተገብረላ መእተዊ...
ሽወደናዊ ጒጅለ ሙዚቃ: ABBA: ሓዳሽ ደርፊ ሒዞም ተቐልቂሎም ኣለዉ። እዞም ብ Mama Mia! Here we go again.....
ስርቂ እቲ ፈላሚ ናይ ወድሰብ ሞያ እዩ እንተ በልና ምግናን ኣይኮነን። ግን ጎነጽን ቅትለትን ማእሰርትን ስለ ዘበዝሖ፡...
ኣብ ወርሒ ነሓሰ፤ ኤውሮጳዊ ሕብረት፤ ኣብ ውሽጢ 10 ዓመታት ዘለዓለ ከምዝኾነ ዝንገረሉ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ብምምዝጋቡ፤ እቲ...
ማሌዥያዊ ኣትሌት፡ መሓመድ ዚያድ ዙልከፍሊ፡ ኣብ ክላስ F-20 ወርቂ ማዳልያ ተዓዊቱ እኳ እንተነበረ ናብቲ ውድድር ሰለስተ ደቓይቕ...
ሓድሽ ፕረዚደንት ዛምቢያ፡ ሂሺለማ፡ ሃብቲ እታ ሃገር ስለ ዝተራሰየ ባዶ ካዝና ከም ዝወረሰ ን BBC ሓቢሩ። ዝሓለፈ...
ካብ ሓደ ኣብ ሶርያ ዝርከብ ትካል ናብ ማእከላይ ባሕሪ ዝፈሰሰ ነዳዲ፡ ናብ ደሴታዊት ሃገሮም ከይልሕዂ ንምቊጽጻር፡ ሰብመዚ...